Fekrey
Abraham Afewerki Lyrics
We have lyrics for these tracks by Abraham Afewerki:
Abela ወሲድክያ ወሲድክያ 'ስኺ ስደድያ ወሲድክያ ስኺ ግዳ ኣይትጥለምኒ: ሓንሳብ ቃል ኣቲኺ ሓ…
Aigodelen ሽሕ ጊዜ እንተነውሐ ካብ ዝፍለይ ካባኺ ኣይጎደለን ኣይጎደለን ዘፍቅረኪ ሽሕ ጊዜ እንተነውሐ…
Aygodelen ሽሕ ግዜ እንተ ነውሐ ካብ ዝፍለይ ካበኺ ኣይጎደለን ኣይጎደለን ዘፍቅረኪ ሽሕ ግዜ እንተ ነውሐ…
Bebzelenayo ዝሩው እብል ውሽጠይ ክሓስበኪ ሓዲረስ ውዒለ ፍርሕ ፍርሕ እብል አንድዕለይ እጭነቕ ሱቕ ኢለ ኣይ…
Deki Erey ኣብ ዘለና ሊና ተራኽብና ተዘርዚሩ ብዘይውዳእ ፈትሊ ሓደ ኩኑ ኢልክና ሰቲናዮ ተመኒኻ ዘይርከብ …
Ente-Tetaiski እንተተጣዒስኪ ፍቅረይ ናተይ ሓላለይ (2) ካብ'ዚ ኩሉ ጽቡቀይ ረኺብኪ ሓንቲ ጌጋ ጉድ…
HADERA መልክዓ ማሪኹኒ ጠባያ መሲጡኒ ኣፍቂረያ ሕሜት ሰብ ሰሚዓ ምስ ስቕትኣ ኽትጭነቕ…
Hisebilu ኩሉ ሓላፋይ'ዩ ኢለ ገሚተ ስግር ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ ይጽዕር ኣለኹ ብተስፋ ነዛ ሕማቕ…
Kem Zdelenayo Diyu እወ ንፋቶይና ግን ኣመናን'ዶ በዚሑ ዘይምስናይ ክንደቕ ክፈርስ ኳና ፍቕሪ ኣንዊሕልና ስ…
Meley መለይ ከይደ የ ከይደ ናበይ ኣይትሕተትኒ ናይ ሂወት መርከብ ሒዛትኒ ነቒላ እንተወረድኩ ባሕሪዩ …
mistir fikri ኮዋኽብቲ ቀትሪ ምስ ማዕርገን ብርሃን ከዊልኒ ንኸይርኢየን ክትመጻእ ኮኾበይ ክጽበያ ማሕትኣ ጠሚ…
Sdrai ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ የሰንፈኒ ሎ ናፍቆት ስድራ-ቤተይ ይናፍቅ ኣለኹ ይናፍቅ ስድራ-ቤተ…
Semai ኩሉ ሓላፋይ'ዩ ኢለ ገሚተ ስግር ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ እጽዕር ኣለኹ ብተስፋ ነዛ ሕማቕ…
Tehambele ሓዋሩ ከይንውጻዕ ከይንከውን መፍቶ ጋና ዕብየት ክንጎናጸፍ ዓቅሚ ክህልወና ስዉር ሰንሰለት ፍቅሪ…
Tesfa'ya Sinqey ናይ ሎሚ ጽኑዕ ቆላሕታይ ንዝመጽእ ኣሕሚቐ ተጸሚመ ክምርሽ ሽግ ናይ ተስፋ ወሊዐ እወ ብዙሕ…
The lyrics are frequently found in the comments by searching or by filtering for lyric videos
More Genres
No Artists Found
More Artists
Load All
No Albums Found
More Albums
Load All
No Tracks Found
Genre not found
Artist not found
Album not found
Search results not found
Song not found
@bereketweldu2870
ፍቕረይ-ሕጂ ጽን ኢልኪ ስምዕኒ ገሊጸ ኣይወዳእኩን
(ፍቕረይ-ሕጂ ጽን ኢልኪ ስምዕኒ
ገሊጸ ኣይወዳእኩን) 2
ዚገርም'ዩ ፡ ዘይድቅሶ ለይቲ
ዝን ክብል ማዓልቲ
ዘይቋጻጸሮ ብውሽጢ
ይኣቱ ኣብ ሞንጎ ምሉእ ሓሳባተይ
ናትኪ ጉዳይ ንላዕሊ ጸብለል እንዳበለ
ኣሸጊሩኒ!
ፍቕረይ-ሕጂ ጽን ኢልኪ ስምዕኒ
ገሊጸ ኣይወዳእኩን
ፍቕረይ-ዝኣክል ዕድል ሃብኒ
ክገልጾ ኣይከኣልኩን
ንጹህ ፍቕሪ ወለላ ብጠለብ ኣይመጽእን ብመደባትኪ
መሰረት ኣይትምዘንኒ
ሓደ ዓቢ ምኡዝ ወገን ባህሪ
ኣጋጣሚ እዩ ዘራኽበና ምሳኺ
ስለዚ-ከምቲ ቆላሕታኺ-ከምቲ ፍሽኽታኺ
ምሳይን ምስ ነብስኽን
ገርሂ ኩኒ።
ከምቲ ቆላሕታኺ-ከምቲ ፍሽኽታኺ
ምስ ገዛእ ርእስኪ
ናጻ ኩኒ።
ፍቕረይ-ዝኣክል ዕድል ሃብኒ
ክገልጾ ኣይከኣልኩን
ዘዕለልክኒ ዘኪርኪ
ናይ ቀደም ትምኒትኪ
ሕጂ'ኸ ናብራኺ
መጻኢና ንውስን'ዶ ይመስለኪ
ብዘይገልጾ-ዝመነነ ሕልሚ ፡ ዝጸደቐ ትልሚ
ደጋጊመ ክሓስቦ ሎሚ
ብጉዳይ ናይ ናብራ ፡ ኣብ ስሚዒተይ
ዝተተንከፈ ስፍራ
ፍቕርኺ መሊእዎ - ዓንጊልክኒ
ብጉዳይ ናይ ናብራ ፡ ዝተተንከፈ ስፍራ
ፍቕሪኺ ተኪእዎ ኣሕዊኽኒ
(ስለዚ-ከምቲ ቆላሕታኺ-ከምቲ ፍሽኽታኺ
ምሳይን ምስ ነብስኽን
ገርሂ (ናጻ) ኩኒ።) 4
@fxumataklti7545
My love, oh listen me carefully
I'm not done explaining
It's a wonder (magnificent)
A night I can't sleep
(numb) in the day
Can't control inside
It get in between the middle (wonder, magnificent)
All of my thoughts, your case
Rises up from all above
Troubling me
@samsomsamsom5731
#ፍቅረይ
#ኩሉ_ግዜ_ኣብ_ኩሉ_ነገረይ
(ፍቕረይ-ሕጂ ጽን ኢልኪ ስምዕኒ
ገሊጸ ኣይወዳእኩን) 2
ዚገርም'ዩ ፡ ዘይድቅሶ ለይቲ
ዝን ክብል ማዓልቲ
ዘይቋጻጸሮ ብውሽጢ
ይኣቱ ኣብ ሞንጎ ምሉእ ሓሳባተይ
ናትኪ ጉዳይ ንላዕሊ ጸብለል እንዳበለ ኣሸጊሩኒ!
ፍቕረይ-ሕጂ ጽን ኢልኪ ስምዕኒ
ገሊጸ ኣይወዳእኩን ፍቕረይ-
ዝኣክል ዕድል ሃብኒ
ክገልጾ ኣይከኣልኩን
ንጹህ ፍቕሪ ወለላ ብጠለብ ኣይመጽእን ብመደባትኪ መሰረት ኣይትምዘንኒ
ሓደ ዓቢ ምኡዝ ወገን ባህሪ
ኣጋጣሚ እዩ ዘራኽበና ምሳኺ
ስለዚ-ከምቲ ቆላሕታኺ
-ከምቲ ፍሽኽታኺ
ምሳይን ምስ ነብስኽን
ገርሂ ኩኒ።
ከምቲ ቆላሕታኺ
-ከምቲ ፍሽኽታኺ
ምስ ገዛእ ርእስኪ
ናጻ ኩኒ።
ፍቕረይ-ዝኣክል ዕድል ሃብኒ
ክገልጾ ኣይከኣልኩን
ዘዕለልክኒ ዘኪርኪ
ናይ ቀደም ትምኒትኪ
ሕጂ'ኸ ናብራኺ
መጻኢና ንውስን'ዶ ይመስለኪ
ብዘይገልጾ-ዝመነነ ሕልሚ ፡ ዝጸደቐ ትልሚ
ደጋጊመ ክሓስቦ ሎሚ
ብጉዳይ ናይ ናብራ ፡ ኣብ ስሚዒተይ
ዝተተንከፈ ስፍራ
ፍቕርኺ መሊእዎ - ዓንጊልክኒ
ብጉዳይ ናይ ናብራ ፡
ዝተተንከፈ ስፍራ
ፍቕሪኺ ተኪእዎ ኣሕዊኽኒ
(ስለዚ-ከምቲ ቆላሕታኺ-ከምቲ ፍሽኽታኺ
ምሳይን ምስ ነብስኽን
ገርሂ (ናጻ) ኩኒ።) 4
ታሕሳስ 1988
ኣብርሸይ ደስታ ልበይ "
@user-mf1ll1dw7s
ነዚይ ደርፊይ ትዝርግሕ ዘለኻ ብጠዓሚይ ከመስግነካ ይፈቱ ኣብረሃም መምህር ሂወት
@martaberhe5689
my favorite song ever!!! unbelievable i think he played this song in 1994 still we are hearing like a new song!!you were a talented person!! R.I.P our Hero.
@julliejesus3463
Please if you can find the lyrics❤
@bereketweldu2870
ፍቕረይ-ሕጂ ጽን ኢልኪ ስምዕኒ ገሊጸ ኣይወዳእኩን
(ፍቕረይ-ሕጂ ጽን ኢልኪ ስምዕኒ
ገሊጸ ኣይወዳእኩን) 2
ዚገርም'ዩ ፡ ዘይድቅሶ ለይቲ
ዝን ክብል ማዓልቲ
ዘይቋጻጸሮ ብውሽጢ
ይኣቱ ኣብ ሞንጎ ምሉእ ሓሳባተይ
ናትኪ ጉዳይ ንላዕሊ ጸብለል እንዳበለ
ኣሸጊሩኒ!
ፍቕረይ-ሕጂ ጽን ኢልኪ ስምዕኒ
ገሊጸ ኣይወዳእኩን
ፍቕረይ-ዝኣክል ዕድል ሃብኒ
ክገልጾ ኣይከኣልኩን
ንጹህ ፍቕሪ ወለላ ብጠለብ ኣይመጽእን ብመደባትኪ
መሰረት ኣይትምዘንኒ
ሓደ ዓቢ ምኡዝ ወገን ባህሪ
ኣጋጣሚ እዩ ዘራኽበና ምሳኺ
ስለዚ-ከምቲ ቆላሕታኺ-ከምቲ ፍሽኽታኺ
ምሳይን ምስ ነብስኽን
ገርሂ ኩኒ።
ከምቲ ቆላሕታኺ-ከምቲ ፍሽኽታኺ
ምስ ገዛእ ርእስኪ
ናጻ ኩኒ።
ፍቕረይ-ዝኣክል ዕድል ሃብኒ
ክገልጾ ኣይከኣልኩን
ዘዕለልክኒ ዘኪርኪ
ናይ ቀደም ትምኒትኪ
ሕጂ'ኸ ናብራኺ
መጻኢና ንውስን'ዶ ይመስለኪ
ብዘይገልጾ-ዝመነነ ሕልሚ ፡ ዝጸደቐ ትልሚ
ደጋጊመ ክሓስቦ ሎሚ
ብጉዳይ ናይ ናብራ ፡ ኣብ ስሚዒተይ
ዝተተንከፈ ስፍራ
ፍቕርኺ መሊእዎ - ዓንጊልክኒ
ብጉዳይ ናይ ናብራ ፡ ዝተተንከፈ ስፍራ
ፍቕሪኺ ተኪእዎ ኣሕዊኽኒ
(ስለዚ-ከምቲ ቆላሕታኺ-ከምቲ ፍሽኽታኺ
ምሳይን ምስ ነብስኽን
ገርሂ (ናጻ) ኩኒ።) 4
@crouch1236
Bera asli thanks habibi
@jossinoke
Thanks more bro
@esrom9
ኩቡር ሓዊ የቀንየለና
@user-ef7pm5wu5n
Anta kndey ynef mestewaliy thank u brother#Eritrea
@samsunggalaxyj5samsunggala143
Thank you Berekety .Betaemi zefetewo derefi😭😭🙏
@user-yy5zt1uc2u
ሕጂ ግርም ጛለ ኣቦይ ኣፈወርቒ።
ሰብን ኣምላኽን ዝፈትዎ ሰራሕ ጌርኪ።
❤ኣብሪሂሞ❤ መምህር ሂወት፡ ተስፋ፡ሕልና፡ፍቕሪ ኾታስ ኩሉ ኣነ ከየጉድለሉ ።
ውትሩ ሰከን ኣብ ልብና።
We love you for ever!❣🇪🇷❣