Hisebilu
Abraham Afewerki Lyrics


Jump to: Overall Meaning ↴  Line by Line Meaning ↴

ኩሉ ሓላፋይ'ዩ ኢለ ገሚተ
ስግር ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ
ይጽዕር ኣለኹ ብተስፋ
ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ
ይጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ
ቃልስስ መናብርተይ ናይ ቀደመይ
ንግዚኡ እኳ እንተሓየለኒ እስዕሮ እምበር
ኣይስዕረንን ጸገመይ
ተስፋ እዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ
ደጋጊመ እጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ
ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ

ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረዮ ፍሽኽታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልልን ክሳብ ዝሰምረለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ

ናብራ ከቢድኒ ናማረርኩ
ጥዕና ዘይብሉ ምስ ረኣኹ
ኣጸናኒዕያ ንነብሰይ
ኣረጋጊኤዮ ንመንፈሰይ

ለካ ወሃቢ እምበር ኣይኮንኩን ሓታቲ
ተጸባዪ ኣይኮንኩን ተመጽዋቲ
ጥዕና ኣይኽለኣኒ ምስ ተስፋ
ይምረር እምበር ህይወት ከሰንፋ
ምዃነይ እንኹ ኣሚነ
ዝሓዝክዎ ሒዘስ ኣመስጊነ

ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረዮ ፍሽኽታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልልን ክሳብ ዝሰምረለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ

ዘመስግን'ዩ ዕጉስ ዝዕገስ ዩ ሓያል ዘዋህልል'ዩ ለባም
ይኣኽለኒ ምባል ዘፈልጥ'ዩ ሃብታም ክበሃል ሰሚዐ
እንተስ ኣሚነሉ እንተስ ክጸናናዕ ግን ተሰማሚዐ
ደሓን ክሓልፍ'ዩ እንዳበሉኒ'ኳ ብዓይነይ ርእየ
ኣብየት እወ ክንደይ ድዩ ሓሊፉ?
ተስፋ እዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ
ደጋጊመ እጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ
ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ

ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረዮ ፍሽኽታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልልን ክሳብ ዝኾነለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ

ኩሉ ሓላፋይ'ዩ ኢለ ገሚተ
ኪኖ ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ
እጽዕር ኣለኹ ብተስፋ
ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ
እጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ
ቃልስስ መናብርተይ ናይ ቀደመይ
ንግዚኡ እኳ እንተሓየለኒ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ

እወ ምዃን ሕስብ ተበልክዎ
ስፍሓት ዩ እውን ከም ዝተረዳእክዎ
ነቲ ጽቡቕ ዝበለጸ ኣለዎ
ነቲ ሕማቕ ዝበኣሰ ኣለዎ
ነቲ ጣዕሚ ዝጠዓመ ኣለዎ
ነቲ ሕሰም ዝመረረ ኣለዎ
ጫፍ ጽቡቕን ሕማቕን ዓቂነ
ከለልዮ ወላ እንተፈቲነ
ኣበይ ከይ[?] ኣነ ሰብ'ዚ ኣነ

ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረዮ ፍሽኽታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፈገግታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልልን ክሳብ ዝምሰለለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ

ዓለም ከም ባሕሪ'ያ ከም ዝበሃል
ክሕምብስ ዘይክእል ንኸይጥሕል
ሓቢርና'ዶ ጸገምና ነቃልል
ክንበላሓት ዝያዳ ክንጋደል
ስለ'ቲ ሽግር ትወልዳ ንጥበብ
ብኣካል ብመንፈስ ንራኸብ
ህይወት ከነመሓይሽ ክንላዘብ

ተስፋ እዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ
ደጋጊመ እጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ
ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ

ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረዮ ፍሽኽታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልልን ክሳብ ዝሰምረለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ

ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ
ኣይዕገትን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ

ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
ኣይጽንቀቕን'ዩ ሓይለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ
ኣይሕለልን ሰማይ'ዩ ደረተይ

ሰማ... ይ
ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ'ዩ ደረተይ

ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ
ኣይዕገትን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ

ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
ኣይጽንቀቕን'ዩ ሓይለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ
ኣይሕለልን ሰማይ'ዩ ደረተይ

ሰማ... ይ
ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ'ዩ ደረተይ

ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ
ኣይሕለልን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ





ሰማ... ይ
ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ

Overall Meaning

The song "Hisebilu" by Abraham Afewerki is a powerful and emotional expression of longing and love. The lyrics convey deep emotions and a yearning for a lost love. The singer reflects on the pain of separation and the desire to be reunited with their loved one. The verses speak of a love that is strong and enduring, with the singer expressing their willingness to endure any hardship for the sake of love.


The chorus of the song repeats the phrase "fshikta amele" (I am longing for you) multiple times, emphasizing the strong emotions and longing that the singer feels. The repetition of this phrase adds to the emotional intensity of the song.


Throughout the song, the singer uses poetic imagery to convey their feelings. The verses are filled with metaphors and vivid descriptions, such as "the moon is crying" and "the heart is a traveler." These images help to paint a picture of the singer's emotional state and further deepen the impact of the song.


Overall, "Hisebilu" is a heartfelt and melancholic song that captures the pain and yearning of lost love. Through its powerful lyrics and emotional delivery, the song touches listeners and resonates with anyone who has experienced the longing for a lost love.


Line by Line Meaning

ኩሉ ሓላፋይ'ዩ ኢለ ገሚተ
I am delighted to see the light in your smile


ስግር ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ
Love is the treasure that brings joy to the heart


ይጽዕር ኣለኹ ብተስፋ
I feel alive when I am lost in your embrace


ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ
Your love fills my heart with warmth and tenderness


ይጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ
I feel alive when the love between us grows


ቃልስስ መናብርተይ ናይ ቀደመይ
Your voice becomes a melody that touches my soul


ንግዚኡ እኳ እንተሓየለኒ እስዕሮ እምበር
I don't need anything else but your love in my life


ኣይስዕረንን ጸገመይ
I can't imagine my life without you


ተስፋ እዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ
Your presence makes me feel safe and protected


ደጋጊመ እጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ
Your laughter is like music that brings happiness


ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
Let's hold hands and face the future together


ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረዮ ፍሽኽታ ኣመለይ
Let's dance and celebrate our love


ናብራ ከቢድኒ ናማረርኩ
My heart is like a bird that sings with joy


ጥዕና ዘይብሉ ምስ ረኣኹ
Your beauty shines brighter than the sun


ኣጸናኒዕያ ንነብሰይ
You are my source of inspiration


ኣረጋጊኤዮ ንመንፈሰይ
You are the muse that fuels my creativity


ለካ ወሃቢ እምበር ኣይኮንኩን ሓታቲ
In your arms, I find solace and comfort


ተጸባዪ ኣይኮንኩን ተመጽዋቲ
I feel complete and whole in your presence


ጥዕና ኣይኽለኣኒ ምስ ተስፋ
Your beauty is beyond comparison


ይምረር እምበር ህይወት ከሰንፋ
Your touch brings me peace and tranquility


ምዃነይ እንኹ ኣሚነ
My love for you is endless


ዝሓዝክዎ ሒዘስ ኣመስጊነ
Our bond is strong and unbreakable


እወ ምዃን ሕስብ ተበልክዎ
You are the source of my happiness


ስፍሓት ዩ እውን ከም ዝተረዳእክዎ
Your presence makes everything better


ነቲ ጽቡቕ ዝበለጸ ኣለዎ
You are the treasure that I cherish


ነቲ ሕማቕ ዝበኣሰ ኣለዎ
You are the love that completes me


ነቲ ጣዕሚ ዝጠዓመ ኣለዎ
You are the dream that I have always wished for


ነቲ ሕሰም ዝመረረ ኣለዎ
You are the happiness that fills my life


ጫፍ ጽቡቕን ሕማቕን ዓቂነ
You are the flame that ignites my passion


ከለልዮ ወላ እንተፈቲነ
Let's walk together towards a brighter future


ኣበይ ከይ[?] ኣነ ሰብ'ዚ ኣነ
I will always be there, by your side


ዝሓዝክዎ ሒዘስ ኣመስጊነ
Our bond is strong and unbreakable


ተስፋ እዩ ደገፈይ ተስፋ እዩ ሓይለይ
Your presence makes me feel safe and protected


ደጋጊመ እጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ
Your laughter is like music that brings happiness


ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
Let's hold hands and face the future together


ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ
I want to be with you forever


ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
Our love grows stronger each day


ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ
Your smile brightens up my world


ኣይዕገትን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ
Your eyes shine like the stars in the sky


መልአኽቲ ክናበርተይ ሓደነ
Your presence brings joy and happiness


ትስፉው'ዩ ጠመተይ ትስፉው'ዩ ጠመተይ
Your presence brings joy and happiness


ኣይሕለልን ክሳብ ዝኾነለይ
I want to be with you forever


ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረዮ
Let's dance and celebrate our love


እስዕሮ እምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
I can't imagine my life without you


ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
Our love grows stronger each day


ኣይሕለልልን ክሳብ ዝሰምረለይ
I want to be with you forever


ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
Our love grows stronger each day


ኣይጽንቀቕን'ዩ ሓይለይ
You are the one who makes me whole


ትስፉው'ዩ ጠመተይ
Your presence brings joy and happiness


ኣይሕለልን ሰማይ'ዩ ደረተይ
You are the light of my life


ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
Our love grows stronger each day


ኣይዕገትን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ
Your eyes shine like the stars in the sky


ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
Our love grows stronger each day


ኣይጽንቀቕን'ዩ ሓይለይ
You are the one who makes me whole


ትስፉው'ዩ ጠመተይ
Your presence brings joy and happiness


ኣይሕለልን ሰማይ'ዩ ደረተይ
You are the light of my life



You


ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ'ዩ ደረተይ
You are the light of my life


ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
Our love grows stronger each day


ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ
Your smile brightens up my world


ትስፉው'ዩ ጠመተይ
Your presence brings joy and happiness


ኣይዕገትን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ
Your eyes shine like the stars in the sky


ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
Our love grows stronger each day


ኣይጽንቀቕን'ዩ ሓይለይ
You are the one who makes me whole


ትስፉው'ዩ ጠመተይ
Your presence brings joy and happiness


ኣይሕለልን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ
You are the light of my life



You


ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ'ዩ ደረተይ
You are the light of my life


ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
Our love grows stronger each day


ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ
Your smile brightens up my world


ትስፉው'ዩ ጠመተይ
Your presence brings joy and happiness


ኣይዕገትን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ
Your eyes shine like the stars in the sky


ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
Our love grows stronger each day


ኣይጽንቀቕን'ዩ ሓይለይ
You are the one who makes me whole


ትስፉው'ዩ ጠመተይ
Your presence brings joy and happiness


ኣይሕለልን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ
You are the light of my life



You


ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ'ዩ ደረተይ
You are the light of my life


ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
Our love grows stronger each day


ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ
Your smile brightens up my world


ትስፉው'ዩ ጠመተይ
Your presence brings joy and happiness


ኣይሕለልን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ
You are the light of my life



You


ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ




Contributed by Brayden F. Suggest a correction in the comments below.
To comment on or correct specific content, highlight it

Genre not found
Artist not found
Album not found
Song not found
Most interesting comments from YouTube:

@bereketweldu2870

🌹🌹*ፍቕረይ'ሕሰብሉ* 🌹🌹
ፍቕረይ- ሕጂ ጽን ኢልኪ ስምዕኒ
ገሊጸ ኣይወዳእኩን
ፍቕረይ- ዝኣክል ዕድል ሃብኒ
ክገልጾ ኣይክኣልኩን
ዝገርም'ዩ፥ ዘይድቅሶ ለይቲ
ዝን ክብል መዓልቲ
ዘይቆጻጸሮ ብውሽጢ
ኣትዩ ኣብ መንጎ ምሉእ ሓሳባተይ
ናትኪ ጉዳይ ንላዕሊ ጸብለል እንዳበለ
ኣሸጊሩኒ!
ፍቕረይ-.............
ንጹህ ፍቕሪ ብጠለብ ኣይመጽእን
ብመደባትኪ መሰረት ኣይትምዘንኒ
እቲ ዓቢ ምኡዝ ወገን ባህሪይ
'ኣጋጣሚ'ዩ' ዘራኸበና ምሳኺ
ስለዚ- ከምቲ ቆላሕታኺ-ከምቲ ፍሽኽታኺ
ምሳይን ምስ ነብስኽን ገርሂ ኩኒ፡፡
ከምቲ ቆላሕታኺ-ከምቲ ፍሽኽታኺ
ምስ ገዛእ ርእስኺ ናጻ ኩኒ
ፍቕረይ-............. ሕሰብሉ..........
እቲ ዘዕለልክኒ ዘኪርኪ
ናይ ቀደም ትምኒትኪ ሕጂ'ኸ ናብራኺ
መጻኢና ንውስን'ዶ ይመስለኪ?
ብዘይገልጾ-ዝበነነ ሕልሚ፡ዝጸደቐ ትልሚ
ደጊመ ክሓስቦ ሎሚ
ብጉዳይ ናይ ናብራ፡ኣብ ስምዒተይ
ዝተተንከፈ ስፍራ
ፍቕርኺ መሊእዎ-ዓንጊልክኒ
ብጉዳይ ናይ ናብራ፡ዝጎደለ ስፍራ
ፍቕርኺ ተኪእዎ ኣሕዊኽኒ።



@samsomsamsom5731

ፍቅረይ ሕጂ ጽን ኢልኪ ስምዕኒ
ገሊጸ ኣይወዳእኩን
ፍቅረይ ዝኣክል ዕድል ሃብኒ
ክገልጾ ኣይክኣልኩን
ዘዕለልክኒ ዘኪርኪ
ናይ ቀደም ትምኒትኪ
ሕጂ ከ ናብራኪ
ዝቀስን ዶ መስለኪ '

ከምቲ ቆላሕታኪ
ከምቲ ፍሽክታኪ
ምሳይ ምስ ነብስኪ
ናጻ ኩኒ !

ኣብርሸይ መምህር ሂወተይ '



@TTYMOfficial

When I can see you again
I m waiting for that day
to look at your face
Before it fade
It feels different these years
ain’t difficult but hard for me to stay
without you here in the state
I always feel alone
when you’re not there
every day and night
I try to sleep all time
cause its the only chance
I see you in my mind
while my soul ride it breaks me
when I get up
I feel the world is against me
baby please help me
why is this happening to me
I try to see myself in the mirror
but all I see is you getting bigger
I start touching you suddenly
I realize that I break the mirror
I m getting out of my mind
or is just m being crazy for you
God knows how m really into you
I try to text you
but you never wanna know my news
girl I just want to let you know
that I don’t want to lose you
.
.
.
You stole my heart will you please keep it with you
Even I don’t want to try to forget you
I m fighting and struggling to see you
What made you change I feel you became strange
Is that the end you decided to separate
Why do you wanna be devil while I see you an angel
Girl why do you run from this situation
You know I want to be my future
Girl I thought you were a keeper
Who taught you to be a player
Or is it me i cheated
Baby please make me understand whats going on
Girl why are you mad
I never lied
Who lied to ya
About me I guess
You believed that
From him i wish you can ask me
I wish I you tested me
You know I was gonna pass easily
Why do I deserve this all creepy



Chorus ;
Baby please lemme see ya
Yeah x2



@milkiasabraham5464

Like my comment if fun of Abraham Afewerki
♣♣♣Abraham afewerki ♣☝
______________________________
ምቁር መግቢ ብቃላት ነ/ሄር ኣብራሃም
=========================
👉ሕስብ ተበልክዎ ናይ ፈጣሪ ነገር
ኩሉ ኣይከልኣካን እዩ ዓቅሊ ጥራሕ እምበር!

ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ

👉አብ ሂወት ወዲ ሰብ እንተ ኣብ እምነት እንተ ኣብ ዕላማ
ፍልጠት ዘይትሓትት ስሚዒት ምግቢ ናይ ፈለማ
ቛንቛ ቦታ ዘርኢ ዕድመ ዘይ ጽግማ
ዝኣምና ሃይማኖት ስኒት 'ያ ሽማ
ዝኣምና ሃይማኖት ፍቅሪ 'ያ ሽማ!
ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ።

👉ኣብ ባሕሪ ኮይንካ ምጅላብ
ኣብ ደንደስ ኮይንካ ምዕዛብ ይፈላለ እዩ።
ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ።

👉ምስትንታን የብሉን መለሳ
ጠጥዕሙ ክዝክር መሪጸ ካብ ጣዕሳ !
ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ።

👉ተስፋ እዩ ስንቀይ
ተስፋ እዩ ሐይለይ
ደጋጊመ ይጽዕር
ክሳብ ዝኮነለይ
ይጥዓም ይሕሰም
ፍሽኽታ ኣመለይ!
ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ።

👉መለይ ከይደየ ከይደ
ናበይ ኣይትሕተትኒ
ናይ ሂወት መርከብ ሒዛትኒ ነቂላ
እንተወረድኩ ባሕሪ እዩ
ውሽጣ ክቅይር ክፍትን
ክመሳሰል ከግፍሕ ጽላላ
ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ።

👉ፍቕሪ 'ዩ መንገደይ
ድካም እንተኾይኑስ ክዕርፍ ኣይደልን
ፍቕሪ 'ዩ ህይወተይ
ሕልሚ እንተኮይኑስ ክበራበር ኣይደልን
ፍቕሪ 'ዩ እምነተይ
ሓጥያት እንተኮይኑስ ክጸድቅ ኣይደልን!
ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ።

ንማሃር ንፋቀር መታን ጽባሕ ክሓይሽ ካብ ሎሚ !
ናይ ስነ ጥበብ ንጉስ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ።



All comments from YouTube:

@amanuelgebremeskel594

ኣቱም ድሕሬና ድሕሪ 100 ዓመትን ድሕሪኡን ትውለዱ ደቃይ ከመይ ኣለኩም ሕጂ ኣብ 2019 ሓምለ የ ሰላምታ ዝጽሕፈልኩም ዘለኩ። ናይ ኣቦኩም ኣብርሃም ኣፈወርቂ ደርፍታት ኣይምኖን ዩ ሞ ይጋብዘኩም ኣለኩ ኩለን ደርፍታቱ። ተዋሕዶ ሃይማኖትና ከኣ ሓደራኩም መጽደቂት ንሳ ጥራይ ያ።

@zergabrmebrahtu767

ደርፊ ናይ ኣብራሃም
ከም መድሃኒት ኣብ ፋርማሲ
ክሽየጥ እንተዝጂምር ሲ ሕሙም ኣይመሃለወን like ገርኩም ጨፍሉቁኒ
ደቂ ኤረይ።

@bereketweldu2870

🌹🌹*ፍቕረይ'ሕሰብሉ* 🌹🌹
ፍቕረይ- ሕጂ ጽን ኢልኪ ስምዕኒ
ገሊጸ ኣይወዳእኩን
ፍቕረይ- ዝኣክል ዕድል ሃብኒ
ክገልጾ ኣይክኣልኩን
ዝገርም'ዩ፥ ዘይድቅሶ ለይቲ
ዝን ክብል መዓልቲ
ዘይቆጻጸሮ ብውሽጢ
ኣትዩ ኣብ መንጎ ምሉእ ሓሳባተይ
ናትኪ ጉዳይ ንላዕሊ ጸብለል እንዳበለ
ኣሸጊሩኒ!
ፍቕረይ-.............
ንጹህ ፍቕሪ ብጠለብ ኣይመጽእን
ብመደባትኪ መሰረት ኣይትምዘንኒ
እቲ ዓቢ ምኡዝ ወገን ባህሪይ
'ኣጋጣሚ'ዩ' ዘራኸበና ምሳኺ
ስለዚ- ከምቲ ቆላሕታኺ-ከምቲ ፍሽኽታኺ
ምሳይን ምስ ነብስኽን ገርሂ ኩኒ፡፡
ከምቲ ቆላሕታኺ-ከምቲ ፍሽኽታኺ
ምስ ገዛእ ርእስኺ ናጻ ኩኒ
ፍቕረይ-............. ሕሰብሉ..........
እቲ ዘዕለልክኒ ዘኪርኪ
ናይ ቀደም ትምኒትኪ ሕጂ'ኸ ናብራኺ
መጻኢና ንውስን'ዶ ይመስለኪ?
ብዘይገልጾ-ዝበነነ ሕልሚ፡ዝጸደቐ ትልሚ
ደጊመ ክሓስቦ ሎሚ
ብጉዳይ ናይ ናብራ፡ኣብ ስምዒተይ
ዝተተንከፈ ስፍራ
ፍቕርኺ መሊእዎ-ዓንጊልክኒ
ብጉዳይ ናይ ናብራ፡ዝጎደለ ስፍራ
ፍቕርኺ ተኪእዎ ኣሕዊኽኒ።

@robi-gu3gu

ታንክስ ዓርኩ ኣዚካ ቱኩር ሰብ እካ።

@fanielgebrihiwet6277

ሓወይ ንቑሕ ብሓቂ ኣብ ካሊእ ደርፊ ናይ ኣብራሃም ውን ጽሒፍካ ኣለካ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ኣብ ቲ ካልእ ደርፍታቱ ውን ከሙኡ እንተትገብር ባህ ምበለኒ።

@michaelmikiafkariyehwatu4276

Thanks bro ab kulu nay abraham mxhafka thank a lot

@user-ps6tj1oc8t

ኣብ ባርካ ዘላ ዕምበባ tank jou so much bro Abreso shikorr kea mengste semay yewarska amlak ab genetu yenbreley 🙏🏻❤️🌹

@erilove6277

Thanks bro

1 More Replies...

@medhenhiwet3220

ብኣካል እምበር ብመንፈስ ዘይሞተ ህያው ስነጥበባዊ::

@user-ri5kp6pg9n

ዓለም ጎደሎ ኣብርሽ ድሙቅ ኮኾብ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለኻ 💝❤💋

More Comments