Maryam Asmereyti
Abraham Afewerki Lyrics


We have lyrics for these tracks by Abraham Afewerki:


Abela ወሲድክያ ወሲድክያ 'ስኺ ስደድያ ወሲድክያ ስኺ ግዳ ኣይትጥለምኒ: ሓንሳብ ቃል ኣቲኺ ሓ…
Aigodelen ሽሕ ጊዜ እንተነውሐ ካብ ዝፍለይ ካባኺ ኣይጎደለን ኣይጎደለን ዘፍቅረኪ ሽሕ ጊዜ እንተነውሐ…
Aygodelen ሽሕ ግዜ እንተ ነውሐ ካብ ዝፍለይ ካበኺ ኣይጎደለን ኣይጎደለን ዘፍቅረኪ ሽሕ ግዜ እንተ ነውሐ…
Bebzelenayo ዝሩው እብል ውሽጠይ ክሓስበኪ ሓዲረስ ውዒለ ፍርሕ ፍርሕ እብል አንድዕለይ እጭነቕ ሱቕ ኢለ ኣይ…
Deki Erey ኣብ ዘለና ሊና ተራኽብና ተዘርዚሩ ብዘይውዳእ ፈትሊ ሓደ ኩኑ ኢልክና ሰቲናዮ ተመኒኻ ዘይርከብ …
Ente-Tetaiski እንተተጣዒስኪ ፍቅረይ ናተይ ሓላለይ (2) ካብ'ዚ ኩሉ ጽቡቀይ ረኺብኪ ሓንቲ ጌጋ ጉድ…
HADERA መልክዓ ማሪኹኒ ጠባያ መሲጡኒ ኣፍቂረያ ሕሜት ሰብ ሰሚዓ ምስ ስቕትኣ ኽትጭነቕ…
Hisebilu ኩሉ ሓላፋይ'ዩ ኢለ ገሚተ ስግር ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ ይጽዕር ኣለኹ ብተስፋ ነዛ ሕማቕ…
Kem Zdelenayo Diyu እወ ንፋቶይና ግን ኣመናን'ዶ በዚሑ ዘይምስናይ ክንደቕ ክፈርስ ኳና ፍቕሪ ኣንዊሕልና ስ…
Khilwelki Ye ክህልወልኪ'የ ክህልወልኪ'የ እንተ በዲሉኪ ዓለም እንተ ሸጊሩኪ ህይወት እንተ …
Meley መለይ ከይደ የ ከይደ ናበይ ኣይትሕተትኒ ናይ ሂወት መርከብ ሒዛትኒ ነቒላ እንተወረድኩ ባሕሪዩ …
mistir fikri ኮዋኽብቲ ቀትሪ ምስ ማዕርገን ብርሃን ከዊልኒ ንኸይርኢየን ክትመጻእ ኮኾበይ ክጽበያ ማሕትኣ ጠሚ…
Sdrai ኣመና ናፊቀ ናፊቀኩም ስድራይ የሰንፈኒ ሎ ናፍቆት ስድራ-ቤተይ ይናፍቅ ኣለኹ ይናፍቅ ስድራ-ቤተ…
Semai ኩሉ ሓላፋይ'ዩ ኢለ ገሚተ ስግር ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ እጽዕር ኣለኹ ብተስፋ ነዛ ሕማቕ…
Tehambele ሓዋሩ ከይንውጻዕ ከይንከውን መፍቶ ጋና ዕብየት ክንጎናጸፍ ዓቅሚ ክህልወና ስዉር ሰንሰለት ፍቅሪ…



Tesfa'ya Sinqey ናይ ሎሚ ጽኑዕ ቆላሕታይ ንዝመጽእ ኣሕሚቐ ተጸሚመ ክምርሽ ሽግ ናይ ተስፋ ወሊዐ እወ ብዙሕ…


The lyrics are frequently found in the comments by searching or by filtering for lyric videos
Genre not found
Artist not found
Album not found
Song not found
Most interesting comments from YouTube:

@bereketweldu2870

ማርያም'ኣስመረይቲ
ኣብ ወጋሕታ ኣስመራ ኣብ ግመ ኣብ ደበና
ኣብ ዛዕዛዕታ ቁሪ ጉጅም እንዳበልና

የእዳውኪ ጨቢጠ ልስሉሳት ኣጻብዕቲ
ኩሉሳዕ ዝሑላት ሓጋይ ምስ ክረምቲ

ንኹሉ ቀንጢጣ እታ ጸሓይ ትብርቕ
ካባኽን ካብኣን'ሲ መንክን እስከ ተማሙቕ

እንዳበልና ነሕልፎ እራኣየኒ'ሎ
ካብ ትዝታ ኣስመራ ኣእምሮይ ዝሰኣሎ

ኮኾብ'ዶ ክብለኪ ኮኾብ ከውታ ለይቲ
ኮኾብ ብኮኾባ ከም ጸሓይ ድምቕቲ
ንካልኦት ማንም ንዓይ ግን ብልጽቲ
ማርያም ዘይብለኪ ማርያም ኣስመረይቲ

ናተይ ማርያም ኣስመረይቲ ሎምስ ሲኢነ ትዕግስቲ
ማዕዶ ኮይኑ ኣይተርፍንዩ ፍቕርና እንኪ ቃለይ ክንራኸብ ኢና

ጸሓይ ዕራርቦ ኣብታ ጸባብ ጎደና ኣብ ጽምዋ ሰፈር ሸናዕ እንዳበልና
ሰሓቕኪ መሳጢ ጭርቃንኪ ምቅርቲ ዕላልኪ ከይጸገብኩ ይመጹ ከዋኽብቲ

ወርሒ ዘብርሃቶ ክምስታ ትህብኒ መስዩ እንዳበልኪ ግን ትሰናበትኒ
ከምዚ ኢልና ነሕልፎ እራኣየኒ'ሎ ካብ ትዝታ ኣስመራ ኣእምሮይ ዝስኣሎ

ኮኾብ'ዶ ክብለኪ ኮኾብ ከውታ ለይቲ
ኮኾብ ብኮኾባ ከም ጸሓይ ድምቕቲ
ንካልኦት ማንም ንዓይ ግን ፍልይቲ
ማርያም ዘይብለኪ ማርያም ኣስመረይቲ

ናተይ ማርያም ኣስመረይቲ ሎምስ ሲኢነ ትዕግስቲ
ማዕዶ ኮይኑ ኣይተርፍንዩ ፍቕርና እንኪ ቃለይ ክንራኸብ ኢና
ኣብራሃም ኣፈወርቂ



@biniamkidane8787

ዓኽ ኣብርሂሞ ጎይታ ጥብብ
ጎይታ ዜማ
ጎይታ ግጥሚ
ኮታስ ኩሉ እኻ ነርካ ናዓይ
ህዝቢ ይብል ኣሎ ብድሕረኻ ሕልና ጠፍእ
ህዝቢ ይብል ኣሎ ብድሕረኻ ፍቕሪ ጠፋኣ
ህዝቢ ይብል ኣሎ ብድሕረኻ ስኒት ጠፋኣ
ብድሕረኻን ብድሕሪ የማነን ባርያን
ኣይጣዓመናን ሰደት ከርተት ንብል ኣለና

ብስም ኣብርሂሞ በጃኩም ላይክ



All comments from YouTube:

@amlesomtesfalem3363

King 🤴 music 🎶 U are always in our heart ❤️

@yaredkifleyaredjaritu1483

U are always in our heart rip legend abrham afwerqi

@wizfugra2920

ማርያም ኣስመረይቲ ብየማን ኢዳ ትቀበልካ ኣብሪሂሞ ንስኻ ፍሉይ ዘይ ትሃስስ ኣብ ይእሙረይ ጦብላሕታ ትገብረልይ መንግስቲ ሰማይ የዋርሰካ ክቡር ናይ ክቡራት ፍጥረት 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍😍😍😍😍😍

@tutus7850

My forever favorite song 🙌❤️❤️❤️❤️💔😩

@rbl.6917

ነዊሕ ኣይረኸብክዋን እዛ ደርፊ Thank you ኩሉ ዘርጊሕክሞ ደጊም ሓዱሽ ደርፊ ኣይደልን የ ።እዝንና ንሓጽብ ሕጂ በዚ ሻንብቆ ድምጺ ኣብርሸይ ።

@Fili1113

My favorite Abraham song 🎶🥰

@user-se5xp8wu5s

ኣብርሸይ መምህር ናይ ሂወተይ ❤❤❤

@robi-gu3gu

ማርያም ኣስመረይቲ ኣብ ኣብ መንግስተ ሰማይ ተቡንቡርካ መምህር ህወት ቃላትካ መግቢ ዩ ንዓና።

@heavent883

I love this guy song 👌

@samiproduction324

ማርያም ኣስመረይቲ ሓንቲ ካብተን ሰሚዕካ ዘይጽገባ ፍርያት መምህር ጥበብ ኣብርሃም።

More Comments

More Versions