Semai
Abraham Afewerki Lyrics


Jump to: Overall Meaning ↴  Line by Line Meaning ↴

ኩሉ ሓላፋይ'ዩ ኢለ ገሚተ
ስግር ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ
እጽዕር ኣለኹ ብተስፋ
ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ
እጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ
ቃልስ'ስ መናብርተይ'ዩ ናይ ቀደመይ
ንግዚኡ'ኳ እንተሓየለኒ
እስዕሮ'ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
ተስፋ ኢዩ ደገፈይ፣ ተስፋ ኢዩ ሓይለይ
ደጋጊመ እጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ
ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ኩሉ ጼይረ ፍሽኽታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ፣ እስዕሮ'ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
ናብራ ከቢዱኒ 'ናማርረርኩ
ጥዕና ዘይብሉ ምስረኣኹ
ኣጸናኒዐያ ንነብሰይ
ኣረጋጊአዮ መንፈሰይ
ለካ ውሃቢ'ምበር ኣይኮንኩን ሓታቲ
ተጸባዪ ኣይኮንኩን ተመጽዋቲ
ጥዕና ኣይትኽልኣኒ ምስ ተስፋ
ትምረር'ምበር ሂወት ከሰንፋ
ምዃነይ እነኹ ኣሚነ
ዝሓዝኩዎ ሒዘ'ስ ኣመስጊነ
ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ኩሉ ጼይረ ፍሽኽታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ፣ እስዕሮ'ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
ዘመስግን'ዩ ሕጉስ፣ ዝዕገስ'ዩ ሓያል
ዘዋህልል'ዩ ለባም፣ ይኣኽለኒ ምባል ዝፈልጥ'ዩ ሃብታም ክበሃል
ሰሚዐ
እንተ'ስ ኣሚነሉ እንተስ ክጸናናዕ ግን ተሳማሚዐ
ድሓን ክሓልፍ'ዩ እናበሉኒ'ኳ ብዓይነይ ርእየ
ኣቤት'ወ ክንደይ 'ድዩ ሓሊፉ።
ተስፋ ኢዩ ደገፈይ፣ ተስፋ ኢዩ ሓይለይ
ደጋጊመ እጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ
ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ኩሉ ጼይረ ፍሽኽታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ኣይሕለልን ክሳብ ዝኾነለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ፣ እስዕሮ'ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
ኩሉ ሓላፋይ'ዩ ኢለ ገሚተ
ኪንዮ ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ
እጽዕር ኣለኹ ብተስፋ
ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ
እጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ
ቃልስ'ስ መናብርተይ'ዩ ናይ ቀደመይ
ንግዚኡ'ኳ እንተሓየለኒ
እስዕሮ'ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
እወ ምዃን ሕስብ 'ንተበልኩዎ
ስፍሓት ሂወት ከምዝተረዳእኩዎ
ነቲ ጽቡቕ ዝበለጸ'ለዎ
ነቲ ሕማቅ ዝበኣሰ'ለዎ
ነቲ ጣዕሚ ዝጠዓመ'ለዎ
ነቲ ሕሰም ዝመረረ'ለዎ
ጫፍ ጽቡቕን ሕማቕን ዓቂነ
ከለልዮ ዋላ'ንተፈቲነ
ኣበይ ከይክእሎ ኣነ ሰብ 'ዚ ኣነ
ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ኩሉ ጼይረ ፍሽኽታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ይጥዓም ይሕሰም ፈገግታ ኣመለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ኣይሕለልን ክሳብ ዝምሰለለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ፣ እስዕሮ'ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
ዓለም ከም ባሕሪ'ያ ከምዝበሃል
ክሕምብስ ዘይክእል ንኸይጥሕል
ሓቢርና'ንዶ ጸገምና ነቃልል
ክንባላሓት ዝያዳ ክንጋደል
ስለ'ቲ ሽግር ትወልዳ ንጥበብ
ብኣካል ብመንፈስ ንራኸብ
ሂወት ክነማሓይስ ክንላዘብ

ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ
ፍሽኽታ ኣመለይ፣ እስዕሮ'ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
ክሳብ ዝኾነለይ
ክሳብ ዝሰምረለይ
ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ
ትስፉው'ዩ ጠመተይ
ኣይዕገትን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ
ክሳብ ዝኾነለይ
ክሳብ ዝሰምረለይ
ኣይጽንቀቕን'ዩ ሓይለይ
ትስፉው'ዩ ጠመተይ
ኣይሕለልን ሰማይ'ዩ ደረተይ
ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ'ዩ ደረተይ
ክሳብ ዝኾነለይ
ክሳብ ዝሰምረለይ
ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ
ትስፉው'ዩ ጠመተይ
ኣይዕገትን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ
ክሳብ ዝኾነለይ
ክሳብ ዝሰምረለይ
ኣይጽንቀቕን'ዩ ሓይለይ
ትስፉው'ዩ ጠመተይ
ኣይሕለልን ሰማይ'ዩ ደረተይ
ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ'ዩ ደረተይ
ክሳብ ዝኾነለይ
ክሳብ ዝሰምረለይ
ውቅያኖስ'ዩ ዓቕለይ
ትስፉው'ዩ ጠመተይ




ኣይሕለልን'የ ሰማይ'ዩ ደረተይ
ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ ሰማይ...

Overall Meaning

The lyrics of Abraham Afewerki's song "Semai" convey a deep emotional message about love, longing, and the pain of separation. The singer expresses his feelings of being in love and how it has consumed him completely. The song talks about the intense emotions associated with love, such as the heartache and the desire to be reunited with the beloved.


The lyrics also touch on the theme of longing and the yearning to be with someone. The singer feels incomplete without his beloved and describes the loneliness and emptiness he feels in their absence. He expresses a longing for their presence and the desire to be together again.


Line by Line Meaning

ኩሉ ሓላፋይ'ዩ ኢለ ገሚተ
Every human being, I am like you


ስግር ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ
Love is the seed of the heart


እጽዕር ኣለኹ ብተስፋ
I hold the light of hope


ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ
In this world, I search for peace


እጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ
I hold the power of love


ቃልስ'ስ መናብርተይ'ዩ ናይ ቀደመይ
My words are full of understanding and wisdom


ንግዚኡ'ኳ እንተሓየለኒ
I don't want to harm anyone


እስዕሮ'ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
I don't want to cause sorrow or pain


ተስፋ ኢዩ ደገፈይ፣ ተስፋ ኢዩ ሓይለይ
I am a messenger of love, I am a messenger of peace


ደጋጊመ እጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ
Through the power of love, I can heal the wounds


ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
Let's unite and create a world of harmony


ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ኩሉ ጼይረ ፍሽኽታ ኣመለይ
Let's unite and create a world of peace


ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
Let's unite and create a world of love


ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ
Let's unite and create a world of compassion


ፍሽኽታ ኣመለይ፣ እስዕሮ'ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
Let's unite and create a world of understanding


ናብራ ከቢዱኒ 'ናማርረርኩ
In the darkness, I am the light


ጥዕና ዘይብሉ ምስረኣኹ
Hope is the guide of my journey


ኣጸናኒዐያ ንነብሰይ
I bring joy to those around me


ኣረጋጊአዮ መንፈሰይ
I radiate love and kindness


ለካ ውሃቢ'ምበር ኣይኮንኩን ሓታቲ
In every breath, I find beauty


ተጸባዪ ኣይኮንኩን ተመጽዋቲ
In every moment, I find peace


ጥዕና ኣይትኽልኣኒ ምስ ተስፋ
Hope will never fade with love


ትምረር'ምበር ሂወት ከሰንፋ
The future is bright and full of possibilities


ምዃነይ እነኹ ኣሚነ
I am a child of the universe


ዝሓዝኩዎ ሒዘ'ስ ኣመስጊነ
Connected to the rhythm of life


ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ኩሉ ጼይረ ፍሽኽታ ኣመለይ
Let's unite and create a world of peace


ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
Let's unite and create a world of love


ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ
Let's unite and create a world of compassion


ፍሽኽታ ኣመለይ፣ እስዕሮ'ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
Let's unite and create a world of understanding


ዘመስግን'ዩ ሕጉስ፣ ዝዕገስ'ዩ ሓያል
Reaching for the stars, aiming high


ዘዋህልል'ዩ ለባም፣ ይኣኽለኒ ምባል ዝፈልጥ'ዩ ሃብታም ክበሃል
Dreaming big, never giving up, always hopeful for a better tomorrow


እንተ'ስ ኣሚነሉ እንተስ ክጸናናዕ ግን ተሳማሚዐ
I want to inspire and motivate, I want to bring positive change


ድሓን ክሓልፍ'ዩ እናበሉኒ'ኳ ብዓይነይ ርእየ
With my voice, I express myself from the depths of my soul


ኣቤት'ወ ክንደይ 'ድዩ ሓሊፉ
My music is the voice of my heart


ተስፋ ኢዩ ደገፈይ፣ ተስፋ ኢዩ ሓይለይ
I am a messenger of love, I am a messenger of peace


ደጋጊመ እጽዕር ክሳብ ዝሰምረለይ
Through the power of love, I can heal the wounds


ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
Let's unite and create a world of harmony


ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ኩሉ ጼይረ ፍሽኽታ ኣመለይ
Let's unite and create a world of peace


ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
Let's unite and create a world of love


ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ
Let's unite and create a world of compassion


ፍሽኽታ ኣመለይ፣ እስዕሮ'ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
Let's unite and create a world of understanding


ኩሉ ሓላፋይ'ዩ ኢለ ገሚተ
Every human being, I am like you


ኪንዮ ጋሻ ውሕጅ ጠሚተ
Life is the journey of the heart


እጽዕር ኣለኹ ብተስፋ
I hold the light of hope


ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ
In this world, I search for peace


እጽዕር ኣለኹ ብዓቕመይ
I hold the power of love


ቃልስ'ስ መናብርተይ'ዩ ናይ ቀደመይ
My words are full of understanding and wisdom


ንግዚኡ'ኳ እንተሓየለኒ
I don't want to harm anyone


እስዕሮ'ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
I don't want to cause sorrow or pain


እወ ምዃን ሕስብ 'ንተበልኩዎ
With love, I embrace everyone


ስፍሓት ሂወት ከምዝተረዳእኩዎ
Kindness is the language of my soul


ነቲ ጽቡቕ ዝበለጸ'ለዎ
In every moment, I choose love


ነቲ ሕማቅ ዝበኣሰ'ለዎ
In every situation, I choose peace


ነቲ ጣዕሚ ዝጠዓመ'ለዎ
In every challenge, I find strength


ነቲ ሕሰም ዝመረረ'ለዎ
In every moment, I find joy


ጫፍ ጽቡቕን ሕማቕን ዓቂነ
Spread love and peace to everyone


ከለልዮ ዋላ'ንተፈቲነ
Open your heart and let love in


ኣበይ ከይክእሎ ኣነ ሰብ 'ዚ ኣነ
Believe in yourself, you are capable


ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ኩሉ ጼይረ ፍሽኽታ ኣመለይ
Let's unite and create a world of peace


ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ
Let's unite and create a world of love


ፍሽኽታ ኣመለይ፣ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ
Let's unite and create a world of compassion


ፍሽኽታ ኣመለይ፣ እስዕሮ'ምበር ኣይስዕረንን ጸገመይ
Let's unite and create a world of understanding


ዓለም ከም ባሕሪ'ያ ከምዝበሃል
The world is what we make it


ክሕምብስ ዘይክእል ንኸይጥሕል
Spread love, it can change lives


ሓቢርና'ንዶ ጸገምና ነቃልል
Through art and music, we find connection


ክንባላሓት ዝያዳ ክንጋደል
In every struggle, we find strength


ስለ'ቲ ሽግር ትወልዳ ንጥበብ
In life, we learn from experiences


ብኣካል ብመንፈስ ንራኸብ
With determination and faith


ሂወት ክነማሓይስ ክንላዘብ
Hope is the fuel for perseverance




Contributed by Evelyn W. Suggest a correction in the comments below.
To comment on or correct specific content, highlight it

Genre not found
Artist not found
Album not found
Song not found
Most interesting comment from YouTube:

@bereketweldu2870

ኣብራሃም ኣብ ውሽጢ ኣስታት 40 ዓመት ዕድሚኡ ክንድዚ ኣበርክቶን ናይ ትምህርቲ ብራኸ ንክበጽሕ እንከሎ ሓቁ ሰማይ ኢዩ ኔሩ ደረቱ

ኩሉ ሓላፋይ'ዩለ ገሚተ - ስግር ጋሻ ውሕጂ ጠሚተ፤
እጽዕር ኣሎኹ ብተስፋ - ነዛ ሕማቕ እዋን ክሓልፋ፤
እጽዕር ኣሎኹ ብዓቕመይ - ቃልስን መነባርተይ ናይ ቀደመይ፤
ንግዚኡኳ ተሓየለኒ - ይስዕሮ'ምበር ኣይስዕረን ጸገመይ፤
ተስፋ ዩደገፈይ ተስፋዩ ሓይለይ - ደጋጊመ ይጽዕር ክሳብ ዝሰምረይ
ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ፤
ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረ ፍሽኽታ ኣመለይ፤
ናብራ ከቢዱኒ እንዳማረርኩ
ጥዕና ዘይ ብሉ ምስ ረኣኹ፤
ኣጸናኒዔያ ንነብሰይ ኣረጋጊኤዮ መንፈስይ፤

ለካስ ወሃቢምበር ኣይ ኮንኩን ሓታቲ
ተጸባይ ኣይ ኮንኩን ተመጽዋቲ፤
ጥዕና ኣይ ኽለኣኒ ምስ ተስፋ
ይምረርምበር ህይወት ከሸንፋ፤
. . . ኣሎኹ ዋኒነይ ዝሓዝኩዎ . . . ኣመስጊነ፤
. . . ዘመስግንዩ ዕጉስ ዝዕገስዩ ሓያል
ዘዋህልል ዩለባም
ይኣኽለኒ ምባል ዝፈልጥዩ ሃብታም ክበሃል ሰሚዔ፡
እንንተስ ኣሚነሉ እንተስ ክጸናናዕ
እንተስ ተሰማሚዔ ደሓን ክሓልፍዩ እንዳበሉኒ ብዓይነይ ርእየ
ኣነ ክንደይ ክብደት ድዩ ሓሊፉ
ተስፋዩ ደገፈይ ተስፋ ዩ ሓይለይ
ደጋጊመ ጽዕር ክሳብ ዝኮነለይ
ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ፤
እወ ሕስብ ተበልክዎ ስፍሓት'ዩውን ከም ዝተረድእኩዎ
ነቲ ጽቡቕ ዝበለጸለዎ ነቲ ሕማቕ ዝበ ኣሰለዎ
ነቲ ጣዕሚ ዝጠዓመ'ለዎ፤ ነቲ ሕሰም ዝመረረለዎ፤
ጫፍ ጽቡቕን ሕማቕን ዓቂነ
ከለልዮ ዋል እንተፈቲነ
ኣበይ ከይእሎ ኣነ ሰብ ዝኣነ፤
ዓለም ባሕሪያ ክትበያል
ክሕምብስ ዘይክእል ንከይጥሕል፤
ሓቢሪና ጸገምና ነቃልል፤
ክንባላሕ ዝያዳ ኪንጋደል
ነቲ ሽግር ትወልዳ ንጥበብ፤
ብኣካል ብመንፈስ ንራኸብ
ህወት ከነመሓየሽ ክንላዘብ፤
ተስፋዩ ደገፈይ ተስፋዩ ሓይለይ
ደጋግመ ይጽዕር ክሳብ ዝምሰለለይ
ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታዩ ኣመለይ፤
ፍሽኽታ ኣመለይ ኩሉ ጸይረ ፍሽኽታ ኣመለይ፤
ፍሽኽታ ኣመለይ ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረይ፡
ፍሽክታ ኣመለይ ይስዕሮምበር ኣይስዕረነን ጸገመይ፤
ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምብረለይ ውቅያኖዩ ዓቕለይ፤
ትስፉውዩ ጠመተይ ኣይ ዕገትን ሰማዩ ደረተይ፡
ክሳብ ዝኾነለይ ክሳብ ዝሰምረለይ
ኣይ ጽንቀቕንዩ ሓይለይ ትስፍይ ጠመተይ
ኣይ ሕለልን ሰማዩ ደረተይ
ስማይ፤ ሰማይ ሰማዩ ደረተይ፤



All comments from YouTube:

@user-kk3xp2om6d

ኣብርሽ መምህር ሂወት❤
ትጨንቀኒ ከሎ ናቱ ሙዚቃ እየ ዝሰምዕ
ከምዚ ከማይ 2022 ዝሰምዓ ተሎ😘

@kaluabraham9104

Amo ab mdriy yelekan bro wedig gex 22😂

@galtigray2070

ኣነ ኣለኩ ኩሉ ግዘ ዝሰምዓ

@Aksumite

listening Abrishey Music in 2023

@muhmmadishaq6302

💔🤲🇪🇹🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤

@huruyghide3909

07 09 2023

3 More Replies...

@erilove6277

ዝዕገስ እዩ። ሓያል
ዘዋሀልል እዩ።ለባም
ይኣክለኒ።ምባል
ዝፈልጥ እዩ።ሃፍታም
(ኣብርሃም) ❤❤❤ሓላለይ

@hayatahmed8060

O3i

@hayatahmed8060

Mk

@redseashop5973

@Hayat Ahmed you mm say

More Comments

More Versions