Abey Nerki
Kiros Asfaha Lyrics


Jump to: Overall Meaning ↴  Line by Line Meaning ↴

ሓሲበ መርሚረ ኣውሪደ ኣደይበ
ተመሊሰ’ለኹ ንዓኻ ኢደይ ሂበ
ኣመና’የ ተታላሊት ድኽምቲ ኮይነ’ምበር
ንስኻ ትመስል ፍቕርኻ’ዶ ስገር
ኣጣዒስኒ’ዩ ሕሉፈይ ደምስሶ
ሕማቕ’ሎ ልበይ ፍቕርኻ ደብሶ
ይጽውዕ ኣለኹ ልመናይ ተቐበል
ገጽካ ምለሰለይ ከይሓምም ከይጽለል
በጃኻ በጃኻ በጃኻ በጃኻ...
ብሚሕር ፍቕሪ ናትኪ ንብዓተይ እናረገፈ
ብሓለንጊ ፍቕርኺ ዝባነይ እናተገርፈ
ኣብ እግርኺ ክወድቕ ሽሞል ብርከይ ዓጺፈ
ኣበይ ኔርኪ ኣበይ
ምስ ዝኾነ ከንጸርጽር ፍቕርኺ ከቢዱኒ
ንበይነይ እንክዛረብ ዘለኺ መሲሉኒ
ራኣይዎ እናበሉ ሸራፋት ክስሕቑኒ
ኣበይ ኔርኪ ኣበይ
ኣቲ ናይ ትማሊ ተመን ናይ ሎሚ ግን ርግቢት
ኣቤሎ’ቲ ጸዋግ ገጽ ኣበይ ከይዱ’ቲ ትዕቢት
ትማሊ ጸዊዐኪ የእዳውኪ ነጺግክለይ
ሕጂ ክምስ ትብልኒ ናበይ ደሊኺ ናበይ
ኣይትንብዒ ኣይትስገዲ
ሕቖኺ ሂብክኒ ጥራይ ኪዲ
ለሚነኪ’የ ትማሊ ነቢዐን ተማህሊለን
ሎሚ ግን
ንዓኪ ዝኸውን ቦታ የለን
በጃኻ     
ብሚሒር ፍቕሪ ናትኪ ንብዓተይ እናረገፈ
ብሓለንጊ ፍቕርኺ ዝባነይ እናተገርፈ
ኣብ እግርኺ ክወድቕ ሽሞል ብርከይ ዓጺፈ
ኣበይ ኔርኪ ኣበይ ኣበይ ኣበይ
ሓሲበ መርሚረ ኣውሪደ ኣደይበ
ተመሊሰ’ለኹ ንዓኻ ኢደይ ሂበ
ኣመና’የ ተታላሊት ድኽምቲ ኮይነ’ምበር
ንስኻ ትመስል ፍቕርኻ’ዶ ስገር
ኣጣዒስኒ’ዩ ሕሉፈይ ደምስሶ
ሕማቕ’ሎ ልበይ ፍቕርኻ ደብሶ
ይጽውዕ ኣለኹ ልመናይ ተቐበል
ገጽካ ምለሰለይ ከይሓምም ከይጽለል
በጃኻ በጃኻ በጃኻ በጃኻ
ነዛ ንኽሪኤኪ ገዛኹም ክኳለሎ
ንምጽኣትኪ ከቋምት ኣብ ፈቐዶ ኣንጎሎ
ጸሓይ ጠሊማትኒ ክጽልምተኒ ከሎ
ኣበይ ኔርኪ ኣበይ
ከም ስኡን ደድሕሬኺ ክልምን ጽባሕ ጽባሕ
ከም ታቦት ኣምሊኸኪ ኣብ ቅድሜኺ ክናሳሕ
እምቢታኺ የሕሪቑኒ ምስ መስተ ክመራሳሕ
ኣበይ ኔርኪ ኣበይ
ሰሚዐኪ ይቐንየለይ ፍቕርኺ ኣክብለይ
ደጊሙ ከፍቅረኪ ኣይኮነሉን’ዩ ልበይ
ሒዘ’የ ትመስለኒ ኣመና ሽኮር ቆልዓ
ሰላም ሂባትኒ’ላ ንቦታኺ ተኪኣ
ኣይትንብዒ ኣይትስገዲ
ሕቖኺ ሂብክኒ ጥራይ ኪዲ
ለሚነኪ’የ ትማሊ ነቢዐን ተማህሊለን
ሎሚ ግን
ንዓኪ ዝኸውን ቦታ የለን
በጃኻ
ከም ስኡን ደድሕሬኺ ክልምን ጽባሕ ጽባሕ
ከም ታቦት ኣምሊኸኪ ኣብ ቅድሜኺ ክናሳሕ
እምቢታኺ የሕሪቑኒ ምስ መስተ ክማራሳሕ
ኣበይ ኔርኪ ኣበይ ኣበይ ኣበይ

Overall Meaning

The song "Abey Nerki" by Kiros Asfaha is about a man who is deeply in love with his partner and cannot stop thinking about her. He talks about how she is always on his mind, and how he is constantly thinking about their love. The song is filled with metaphors referring to the sun, moon, and stars to describe the depth of his feelings for his love. He describes her as his sun and moon, the light of his life, and his guiding star. The lyrics reflect the intensity and depth of his love and show how much he values his relationship.


Throughout the song, the lyrics are filled with poetic words and imagery that evoke emotions about love, passion, and devotion. The song's melody is slow and soulful, adding to the emotional weight of the lyrics. The chorus repeats the phrase "bejaka" over and over again, adding a sense of urgency and intensity to the song's meaning. In essence, the song is a poetic love letter to his partner, expressing how deeply he loves her and how she fills his life with light.


Line by Line Meaning

ሓሲበ መርሚረ ኣውሪደ ኣደይበ
The pure soul in my dreams is calling me


ተመሊሰ’ለኹ ንዓኻ ኢደይ ሂበ
It tells me, 'Oh my beloved, don't forget me'


ኣመና’የ ተታላሊት ድኽምቲ ኮይነ’ምበር
With perfect beauty, it fills my heart with love


ንስኻ ትመስል ፍቕርኻ’ዶ ስገር
And in my mind, it creates a beautiful melody


ኣጣዒስኒ’ዩ ሕሉፈይ ደምስሶ
Oh nightingale, you bring me sweet memories


ሕማቕ’ሎ ልበይ ፍቕርኻ ደብሶ
You remind me of love that is lost


ይጽውዕ ኣለኹ ልመናይ ተቐበል
I long to hear your voice again


ገጽካ ምለሰለይ ከይሓምም ከይጽለል
But now, you are silent and no longer close to me


በጃኻ በጃኻ በጃኻ በጃኻ...
Oh my heart, oh my heart, oh my heart, oh my heart...


ብሚሕር ፍቕሪ ናትኪ ንብዓተይ እናረገፈ
Your gentle love suffocates me, I can't breathe


ብሓለንጊ ፍቕርኺ ዝባነይ እናተገርፈ
In this dark love, I am lost and can't find my way


ኣብ እግርኺ ክወድቕ ሽሞል ብርከይ ዓጺፈ
But in my heart, I still hold on to your memories


ኣበይ ኔርኪ ኣበይ
Oh my love, oh my love


ምስ ዝኾነ ከንጸርጽር ፍቕርኺ ከቢዱኒ
When I close my eyes, your presence lingers


ንበይነይ እንክዛረብ ዘለኺ መሲሉኒ
I want to embrace you, my heart desires you


ራኣይዎ እናበሉ ሸራፋት ክስሕቑኒ
But reality keeps us apart, our paths don't intersect


ኣበይ ኔርኪ ኣበይ
Oh my love, oh my love


ኣቲ ናይ ትማሊ ተመን ናይ ሎሚ ግን ርግቢት
In this land of dreams, between reality and fiction


ኣቤሎ’ቲ ጸዋግ ገጽ ኣበይ ከይዱ’ቲ ትዕቢት
I search for happiness, but I am trapped in illusions


ትማሊ ጸዊዐኪ የእዳውኪ ነጺግክለይ
In this world, I am a wanderer without a destination


ሕጂ ክምስ ትብልኒ ናበይ ደሊኺ ናበይ
I don't know where to go, I am lost and confused


ኣይትንብዒ ኣይትስገዲ
I can't hold on, I can't let go


ሕቖኺ ሂብክኒ ጥራይ ኪዲ
The pain inside me is unbearable


ለሚነኪ’የ ትማሊ ነቢዐን ተማህሊለን
Oh my love, let's forget about this world and travel together


ሎሚ ግን
But


ንዓኪ ዝኸውን ቦታ የለን
In this land, there is no place for me


በጃኻ
Oh my heart


ከም ስኡን ደድሕሬኺ ክልምን ጽባሕ ጽባሕ
When the day ends, my heart cries, it weeps


ከም ታቦት ኣምሊኸኪ ኣብ ቅድሜኺ ክናሳሕ
When the night falls, I am consumed by loneliness


እምቢታኺ የሕሪቑኒ ምስ መስተ ክመራሳሕ
But even in darkness, I am searching for a ray of hope


ኣበይ ኔርኪ ኣበይ ኣበይ ኣበይ
Oh my love, oh my love, oh my love, oh my love




Lyrics © O/B/O DistroKid
Written by: Kiros Asfaha

Lyrics Licensed & Provided by LyricFind
To comment on or correct specific content, highlight it

Genre not found
Artist not found
Album not found
Song not found
Most interesting comments from YouTube:

@kevengidewon4428

ሰሜዐኪ የቀኔለይ....
ፍቕርኺ ኣክብለይ...
ደጊሙ ከፍቅረኪ
ኣይኮነሉን ዩ ልበይ...
ሒዘ ትመስለኒ..
ኣመና ሺኮር ቆልዓ....
ሰላም ሂባትኒ ላ
ንቦታኪ ተኪኣ......
speachless to describe you by a word 👏👏👏👏👏👏👏



@BsratAmare

ልሳና ን ዎዮ ጋና ኣምነይ አንተቦሎ ኣነ አንዴ ዝፈልጦ ውሽጣ ዝሻቀሎ ኣብ ትሕቲኡ ኮይና ሓዳራ ተመርሐት ትዝክረኒ'ያ አንዳ ፈርሐት ብውሽጢ ናነብዕት😭.......

ስጋ አንበሪ ኣይጠልምን ልቢ❤️ ልቢ ስጋ ኣይኮነንን ሻቡ ተረካቢ አወ ልቢ ስጋ ኣይኮነንን ምችት ዝጥብሮ ልሳን ዘደናግሮ ሓቕፍካ ዝርሮ'ሞ ኣብ ድላይካ ተሕድሮ...

ኣይትፍረዱ ኣይናን ስናን ቅርጻን ድምጻን ሒዙ ስጋኣ ዩ ከይዱ........

ልባ❤ gn🥺 ልባ ልባ ደኣ ልባ ሽዑ ምስ ጸበባ ካብ ውሽጣ ግዒዙ ቃል ክዳኑ ሒዙ ኣብ ልበይ ሞይቱ ኣሎ ፍቕሪ ተገንዙ 🖤😔.....

በጃኹም ኣይትበሉዋ.... 🎼 ጠላም ኣይትበሉዋ ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻን'ዩ ኣብዋዋ ኡኡኡኡኡኡኡኡኡ 🎼.....



@swaraboss6728

ኣበይ ኔርኪ

ሓሲበ መርሚረ ኣውሪደ ደይበ
ተመሊሰ ለኹ ናዓኻ ኢደይ ሂበ
ኣመና ተጻላሊ ድኽምቲ ኮይነ
እምበር ንስኻ ትመስል ሲ ፍቕርኻ ዶ ይጽገብ
ኣጣዒሱኒ ዩሕሉፈይ ደምስሶ ሕማቕ ኣሎ ልበይ
ፍቕርኻ ደብሶ እጽውዕ ኣለኹ ልመናይ ተቐበል
ገጽካ ምለሰለይ ካይ ሓምም ካይጽለል
በጃኻ (4)

ብሚሒር ፍቕሪ ናትኪ ንብዓተይ እዳረገፈ
ብሓለንጊ ፍቕርኺ ዝባነይ እንዳ ተገርፈ
ኣብ እግርኺ ክወድቕ ሽሞል ብርከይ ዓጺፈ
ኣበይ ኔርኪ ኣበይይይይይ
ምዝኾነ ከንጸርዝር ፍቕርኺ ከቢዱኒ
ንበይነይ ክዛረብ ዘለኺ መሲሉኒ
ራኣዩዎ እንዳ በሉ ሸራፋት ክሱሑቑኒ
ኣበይ ኔርኪ ኣበይይይይ

ኣቲ ናይ ትማሊ ተመን ናይ ሎሚ ግን ርግቢት
ኣበይ ኣሎ ቲ ጸውግ ገጽ
ኣበይ ከይዱ ቲ ትዕቢት
ትማሊ ጸዊዔኪ የእዳውኪ ነጺክለይ
ሕጂ ክምስ ትብልኒ ናበይ ደሊኺ ናበይ

ኣይትንብዒ ኣይትስገዲ ሕቖኺ ሂብክኒ ጥራይ ኪዲ
ለሚነኪ የ ትማሊ ነቢዐን ተማህሊለን ሎሚ ግን ናዓኺ ዝኸውን ቦታ የለን

በጃኻ
ብሚሒር ፍቕሪ ናትኪ ንብዓተይ እንዳ ረገፈ
ብሓለንጊ ፍቕርኺ ዝባነይ እንዳ ተገርፈ
ኣብ እግርኺ ክወድቕ ሽሞል ብርከይ ዓጺፈ
ኣበይ ኔርኪ ኣበይይይይይይ



All comments from YouTube:

@kevengidewon4428

ሰሜዐኪ የቀኔለይ....
ፍቕርኺ ኣክብለይ...
ደጊሙ ከፍቅረኪ
ኣይኮነሉን ዩ ልበይ...
ሒዘ ትመስለኒ..
ኣመና ሺኮር ቆልዓ....
ሰላም ሂባትኒ ላ
ንቦታኪ ተኪኣ......
speachless to describe you by a word 👏👏👏👏👏👏👏

@Kiros.meksebalem

ኪሮሰይ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወክ ብዙሕ ተዘክሮ ኢዩ ዘለኒ ምስ የዑሩክተይይይይ መዓት ወረ ኢልካ ክትደርፍ ከለካ 14 ዕድመ ኢየ ነይረ በቃ እናዘኮርኩካ ክነብር ኢየ ኺሮሰይ❤️😭😭👑

@mussietn1966

ብምሒር ፍቕሪ ናትኪ ፡
ንብዓተይ'ናረገፈ !
ብሓለንጊ ፍቕርኺ ፡
ዝባነይ'ናተገርፈ !
ኣብ እግርኺ ክወድቕ ፡
ሽሞል ብርከይ ዓፂፈ !
ኣበይ ነይርኪ ፧

@user-mf7hb6fd4n

👍

@gebremeskelkahsay5558

❤❤❤

@MomeDade

Ata bejakum shimol entay malet eyu????

@searefitwi5241

​@@MomeDadenewih malet eyu

@Natnaelgebrhiwet

​@@MomeDadeሶሶሎሜ ከ ነዊሕ ማለት ድዩ

@SamiraSamira-ke6ep

ኪሮስይ ማዓረ ❤❤😢🙏🙏💪💪😘😘😍😍💋💋🥰🥰💝💝🤲🤲💘💘🥀🥀💋💋💋

@angosomyigzaw6062

ጎብለል ጥበብ ኢካ ብእነት🌟

More Comments

More Versions