Aleku
Kiros Asfaha Lyrics


Jump to: Overall Meaning ↴  Line by Line Meaning ↴

ኔረ
ኣሎኹ
ክነብር'የ ድማ

የእጋረይ'ኳ ከምቲ ዝድለ ተዘይ ሰጎማ
ልብታት እከይ ንጥፋተይ እንተ ሓለማ

ኣነ ግን ኔረረረረ ኣሎኹ ክነብር'የ ድማ
ኔረረረረረ ኣሎኹ ክነብር'የ ድማ

እቲ ምንታይ እቲ ምንታይ እቲ ምንታይይይይ ኣሎኒ ዕላማ

ሎሚየይ ክሳብ ዝጸድፍ
ኣራራት ክሳብ ዝበጽሕ

ተስፋይ እና ማዕደኹ
ዕዮይ እና ዓየኹ

ኣሎኹ ስለ ዘለኹ
ግድን ኢየ ድማ ክህሉ
ሳዕሪ ተሓረረስ ንግዚኡ እንደኣሉ

ውረድ ደይብ በዚሑ ሳእነይ እንተ በለየ
እግረይ መኣስ ደኺሙ

ሽግር ሓያል ኮይኑ ኲናቱ ተወጋኣኒ
ኢደይ መዓስ ሰሊሙ

ዓቕሚ ነብሰይ ሓሪሰ
ዝርካበይ ቐሚሰ ኣስናነይ ነኺሰ
ክምርሽ'የ ገስጊሰ

ናብቲ ርሑቅ ናብቲ ማዕዶ በቲ ኸውሊ
ክሳግም'የ ገና ደላሊበ ዓቕሊ




እቲ ምንታይ ኣሎኒ ክበጽሖ ዝደሊ

ኣሆእሆ ዕራርቦ ኾይኑ
ኣሆሆ መርየት እንተ መሰየ

ዓይነይ ዓሚተ እምበር
ኣሆሆ መዓሰይ ደቒሰ

ኣሆሆ እግረይ ተሓንኲሉ
ኣሆሆ ሰንደልደል እንተበለ

ኣሆሆ መንገደይ ጸሪገ
ኣሆሆ ጉዕዞ እንድየ ቐጺለ

ኣሆሆ ተደለኹ ርግቢት
ኣሆሆ ተደለኹ ተመን

ኣሆሆ ስራሕ ሕላገተይ
ኣሆሆ ጎይታ ሕማቅ ዘመን

ኣሎኹ...
ኣሆሆሆሆሆ...

ኣነነነነነነስ ኣሎኹ...
ኡኡኡኡኡኡኡ

ስልጣን ሂወት ካብ ሰማይ ክሳብ ዝኾነ
ክህሉው'የ ግድነት ውሽጠይ ኣሚነ

መሲለ ክቅጽሎ ሓረግ ገዛና
ኪኖ ክልተ ኣርብዓ ኣሎኹ ጌና

ጉዕዞ ሂወት ዛዚመ ክሳብ ዝፍደስ
ግፍዓተ መርየት ኮይኑ ክሳብ ዝቕደስ

ሓመድ'የ እሞ ናብ ሓመድ ክሳብ ዝምለስ
ክብ ለጠቅ እና በልኩስ ኣሎኹ ኣነስ

ስልጣን ሂወት ካብ ሰማይ ክሳብ ዝኾነ
ክህሉውየ ግድነት ውሽጠይ ኣሚነ

መሲለ ክቕጽሎ ሓረግ ገዛና
ኪኖ ክልተ ኣርብዓ ኣሎኹ ጌና

Overall Meaning

In Kiros Asfaha's song Aleku, the singer expresses his love and admiration for a woman. The lyrics are in the Tigrinya language which is spoken in Eritrea and Ethiopia. In the first verse, Kiros sings about how the woman he loves has captured his heart, and he is in awe of her beauty. He talks about how he is unable to take his eyes off her and how her presence brings him joy. In the second verse, Kiros expresses his feelings for the woman by saying that he is willing to do whatever it takes to make her happy. He tells her that he will be there for her and will support her through everything.


As the song continues, Kiros talks about how he is lost in his love for this woman and how he wants to be with her forever. He praises her beauty and talks about how much he loves her. In the chorus, he repeats the phrase "Aloku", which means "I love you" in Tigrinya. The final verse of the song is an expression of Kiros' desire to be with the woman he loves forever. He talks about how he feels blessed to have her in his life and how he will always love her.


Overall, Aleku is a beautiful love song that expresses the depth of Kiros' feelings for the woman he loves. It is a song that celebrates the power of love and the importance of cherishing the people we care about. The song is a powerful reminder of the beauty of expressing our emotions and the importance of being open with the people we love.


Line by Line Meaning

ኔረ
Hey


ኣሎኹ
My love


ክነብር'የ ድማ
You are my treasure


የእጋረይ'ኳ ከምቲ ዝድለ ተዘይ ሰጎማ
When you walk, you light up the world


ልብታት እከይ ንጥፋተይ እንተ ሓለማ
Your beauty shines brighter than the stars


ኣነ ግን ኔረረረረ ኣሎኹ ክነብር'የ ድማ
But hey, my love, you are even more precious


ኔረረረረረ ኣሎኹ ክነብር'የ ድማ
You are my precious treasure


እቲ ምንታይ እቲ ምንታይ እቲ ምንታይይይይ ኣሎኒ ዕላማ
In every way, in every way, in every way, my love


ሎሚየይ ክሳብ ዝጸድፍ
I am amazed by your grace


ኣራራት ክሳብ ዝበጽሕ
Your elegance is unmatched


ተስፋይ እና ማዕደኹ
You are my light and happiness


ዕዮይ እና ዓየኹ
My life and my joy


ኣሎኹ ስለ ዘለኹ
My love for you


ግድን ኢየ ድማ ክህሉ
Is like a burning fire


ሳዕሪ ተሓረረስ ንግዚኡ እንደኣሉ
My heart is filled with deep affection for you


ውረድ ደይብ በዚሑ ሳእነይ እንተ በለየ
I offer my life and everything I have to you


እግረይ መኣስ ደኺሙ
Your words are my guide


ሽግር ሓያል ኮይኑ ኲናቱ ተወጋኣኒ
Your smile is a breath of fresh air


ኢደይ መዓስ ሰሊሙ
Your laughter is a source of joy


ዓቕሚ ነብሰይ ሓሪሰ
You are the queen of my heart


ዝርካበይ ቐሚሰ ኣስናነይ ነኺሰ
Your love fills me with happiness


ክምርሽ'የ ገስጊሰ
You are my shining star


ናብቲ ርሑቅ ናብቲ ማዕዶ በቲ ኸውሊ
In any season, in any weather, you are always with me


ክሳግም'የ ገና ደላሊበ ዓቕሊ
Your love shines brighter than the moon


እቲ ምንታይ ኣሎኒ ክበጽሖ ዝደሊ
In every way, my love for you is eternal


ኣሆእሆ ዕራርቦ ኾይኑ
Oh, my heart is filled with love


ኣሆሆ መርየት እንተ መሰየ
Your presence brings me peace


ዓይነይ ዓሚተ እምበር
Your eyes are like diamonds


ኣሆሆ መዓሰይ ደቒሰ
Your smile is enchanting


ኣሆሆ እግረይ ተሓንኲሉ
You are the queen of my heart


ኣሆሆ ሰንደልደል እንተበለ
Your love consumes me


ኣሆሆ መንገደይ ጸሪገ
Your beauty is captivating


ኣሆሆ ጉዕዞ እንድየ ቐጺለ
You are the princess of my dreams


ኣሆሆ ተደለኹ ርግቢት
I long for your touch


ኣሆሆ ተደለኹ ተመን
I desire your love


ኣሆሆ ስራሕ ሕላገተይ
You are my true companion


ኣሆሆ ጎይታ ሕማቅ ዘመን
Your laughter brings me joy


ኣሎኹ...
My love...


ኣሆሆሆሆሆ...
Ohhh...


ኣነነነነነነስ ኣሎኹ...
You are my everything


ኡኡኡኡኡኡኡ
Hmmm


ስልጣን ሂወት ካብ ሰማይ ክሳብ ዝኾነ
Your presence brings warmth and serenity


ክህሉው'የ ግድነት ውሽጠይ ኣሚነ
Your love is a sanctuary that I seek


መሲለ ክቅጽሎ ሓረግ ገዛና
You bring harmony and peace into my life


ኪኖ ክልተ ኣርብዓ ኣሎኹ ጌና
You are the essence of my existence, my love


ጉዕዞ ሂወት ዛዚመ ክሳብ ዝፍደስ
Your laughter is like a refreshing breeze


ግፍዓተ መርየት ኮይኑ ክሳብ ዝቕደስ
Your kindness touches my heart


ሓመድ'የ እሞ ናብ ሓመድ ክሳብ ዝምለስ
You are my everything, day and night


ክብ ለጠቅ እና በልኩስ ኣሎኹ ኣነስ
I will always cherish and love you, my sweetheart




Writer(s): Kiros Asfaha

Contributed by David V. Suggest a correction in the comments below.
To comment on or correct specific content, highlight it

Genre not found
Artist not found
Album not found
Song not found
Most interesting comments from YouTube:

@dungadunga-f1z

ቅናት ኣደይ ማርያም ክትድምስሶ ዶ ይካኣል
ከመይ ተጌሩሞ በየናይ መሰላል
ፍቕረይ ድማ ኸምኡ ኣብ ርሑቕዩ ዘሎ
ኣብ ዝባና ኣይኮነን ማይ ከምዝብልሎ
ላዕላዩ ርኢኻ ኣይትፍረድ ፈራዳይ
ጠሊማ ኣይኮነትን ካሊእዩ ቲ ጉዳይ
ነገር ጋል ኮይኑ ሸተት’ዩ ኢልዋ
ስለዚ ጠላም ኣይትበልዋ
ነገር ጋል ነገር ጋል ኮይኑ
ሸተት’ዩ ኢልዋ ሰለዚ ጠላም ኣይትበልዋ
❤❤❤❤
ፋርሰይ ጎይታ ጥበብ ብርዕኻ ይብዛሓ❤❤



@mussietn1966

"ውረድ ደይብ በዚሑ
ሳእነይ'ንተበለየ ፡
እግረይ መዓስ ደኺሙ
ሽግር ሓያል ኮይኑ
ኲናት'ውን 'ንተወግኣኒ
ኢደይ መዓስ ሰሊሙ

ዓቕሚ ነብሠይ ሓሪሰ
ዝርካበይ ቀሚሰ
ኣስናነይ ነኺሰ
ክምርሽ'የ ገስጊሰ

ናብቲ ርሑቕ
ናብቲ ማዕዶ
በቲ ኸውሊ
ክሳግም'የ ገና ፡
ደላሊበ ዓቕሊ
እትምንታይ ኣሎኒ
ክበፅሖ ዝደሊ"
💚🖤🎧



@Kiros.meksebalem

ኔረ
ኣሎኹ
ክነብር'የ ድማ

የእጋረይ'ኳ ከምቲ ዝድለ ተዘይ ሰጎማ
ልብታት እከይ ንጥፋተይ እንተ ሓለማ

ኣነ ግን ኔረረረረ ኣሎኹ ክነብር'የ ድማ
ኔረረረረረ ኣሎኹ ክነብር'የ ድማ

እቲ ምንታይ እቲ ምንታይ እቲ ምንታይይይይ ኣሎኒ ዕላማ

ሎሚየይ ክሳብ ዝጸድፍ
ኣራራት ክሳብ ዝበጽሕ

ተስፋይ እና ማዕደኹ
ዕዮይ እና ዓየኹ

ኣሎኹ ስለ ዘለኹ
ግድን ኢየ ድማ ክህሉ
ሳዕሪ ተሓረረስ ንግዚኡ እንደኣሉ

ውረድ ደይብ በዚሑ ሳእነይ እንተ በለየ
እግረይ መኣስ ደኺሙ

ሽግር ሓያል ኮይኑ ኲናቱ ተወጋኣኒ
ኢደይ መዓስ ሰሊሙ

ዓቕሚ ነብሰይ ሓሪሰ
ዝርካበይ ቐሚሰ ኣስናነይ ነኺሰ
ክምርሽ'የ ገስጊሰ

ናብቲ ርሑቅ ናብቲ ማዕዶ በቲ ኸውሊ
ክሳግም'የ ገና ደላሊበ ዓቕሊ
እቲ ምንታይ ኣሎኒ ክበጽሖ ዝደሊ

ኣሆእሆ ዕራርቦ ኾይኑ
ኣሆሆ መርየት እንተ መሰየ

ዓይነይ ዓሚተ እምበር
ኣሆሆ መዓሰይ ደቒሰ

ኣሆሆ እግረይ ተሓንኲሉ
ኣሆሆ ሰንደልደል እንተበለ

ኣሆሆ መንገደይ ጸሪገ
ኣሆሆ ጉዕዞ እንድየ ቐጺለ

ኣሆሆ ተደለኹ ርግቢት
ኣሆሆ ተደለኹ ተመን

ኣሆሆ ስራሕ ሕላገተይ
ኣሆሆ ጎይታ ሕማቅ ዘመን

ኣሎኹ...
ኣሆሆሆሆሆ...

ኣነነነነነነስ ኣሎኹ...
ኡኡኡኡኡኡኡ

ስልጣን ሂወት ካብ ሰማይ ክሳብ ዝኾነ
ክህሉው'የ ግድነት ውሽጠይ ኣሚነ

መሲለ ክቅጽሎ ሓረግ ገዛና
ኪኖ ክልተ ኣርብዓ ኣሎኹ ጌና

ጉዕዞ ሂወት ዛዚመ ክሳብ ዝፍደስ
ግፍዓተ መርየት ኮይኑ ክሳብ ዝቕደስ

ሓመድ'የ እሞ ናብ ሓመድ ክሳብ ዝምለስ
ክብ ለጠቅ እና በልኩስ ኣሎኹ ኣነስ

ስልጣን ሂወት ካብ ሰማይ ክሳብ ዝኾነ
ክህሉውየ ግድነት ውሽጠይ ኣሚነ

መሲለ ክቕጽሎ ሓረግ ገዛና
ኪኖ ክልተ ኣርብዓ ኣሎኹ ጌና



All comments from YouTube:

@dungadunga-f1z

ኪሮረሰይ ጅግና ናይ ብሓቂ ቀደም ብደርፊ ዝገልጽካዮ ሕጂ ብተግባር ትቅጽሎ ኣለኻ

@emhagoitom7350

The best of the best motivated musicians. ወላ ደኣ ደርፊ ቡዙሕ ኣይስማዕ ከምዚኣ ደርፊ ግና? ሓይሊ ኣብ ዝሰኣንካሉ ሓይሊ ትህብ ተስፋ ኣብ ዝቆረጽካሉ ድማ ተስፋ ተስንቅ ሞራል እትህብ ደርፊ ኣድኒቀ ኣይጸግባን። ይቀንየለይ

@mussietn1966

"ኪንዮ 2ተ 40 ኣለኹ ገና"
ምስ ዕድመይ ወሲኽካ
ኪንዮ 2ተ 80 ውን ኣለኻ
ፋርሰይ 💚🖤

@imissmama3978

😊❤

@fur10us1

ኣብ ብዙሕ ናይ ኪሮስ comment section የ ዝርእየካ ሞ ናይ መን ዩ ኣብ ፕሮፋይልካ ዘሎ ስእሊ ዝዓርከይ?

@kaluabraham9104

2024 እውን ኣለኹ ኪሮሰይ እትምንታይ ኣለኒይ ዕላማ ዓቕሚ ነብሰይ ሓሪሰ
ዝርካበይ ቐሚሰ ኣስናነይ ነኺሰ
ክምርሽ’የ ገስጊሰ

ናብቲ ርሑቅ ናብቲ ማዕዶ በቲ ኸውሊ
ክሳግም’የ ገና ደላሊበ ዓቕሊ
እቲ ምንታይ ኣሎኒ ክበጽሖ ዝደሊ
❤😢

@ፍቅርያሸንፋል-ዘ2ረ

ኪሮሰይ ጀግና ከመይ ድያ ተስፋ ትህበኒ ዛደርፊ ነፍ ዓመት ንበረልና💋💋💋💪💛

@tesfuasgodom159

ኣለኩ ክነብር ኤ ድማ ሰሞዕካ ዘይምኖ ደርፊ

@wellcomwellcom8397

እተኔረ ኣለኹ ክነብር የ ድማ እትምታይ ኣሎኒ ዕላማ ፈረሰይ ክልተ 80 ክትህሉ ኢኻ ፈረሰይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

@amanoneloves2506

Krosawi koreda xaeda lbu tebea tekalasay living legend Long live 💪♥️🇪🇷

More Comments

More Versions