Amuche
Kiros Asfaha Lyrics


Jump to: Overall Meaning ↴  Line by Line Meaning ↴

ይዝከረኒነዊሕ እዋን ጌሩ
ምስ ጎሮቤት ኩናት ተፈጢሩ
ምስ ኣወጁ ክተቴ ክተቴ
ቡሬ ኔረ ድፍዐይ ኩዒተ

ካብ ኢትዮጵያ ህዝቢ ተሶጊጉ
ገዝኡ ዓጽዩ ንብረቱ ሓዲጉ
እናመረረ እናጠዓሞ ዕረ
ብድፋዕና ይኣቱ ነበረ

ሓደ እዋን ኣብ ከምዚ ኣጋጣሚ
ጽብቕቲ ጓል ኣብ ሞንጎ 'ቲ ህዝቢ
ኣድኪምዋ ናይ ቡሬ ጽርግያ
ክተሳሊ ካብ ርሑቕ ርኤያ
ክተሳሊ ካብ ርሑቕ ርኤያ

ተጓይየ ጾራ ተቐቢለ
ከጸናንዓ ከዕልላ ጀሚረ
ጸያፍ ልሳን ትግርኛ ዘይመልኽ
ከምሕረላ ክምስጥ ክማርኽ
ከምሕረላ ክምስጥ ክማርኽ

ቻው በል ደሃን ኩን
ጌታ ምሳካ ይኩን
ክንራከብ ኢና

ከምቲ ልሙድ ኣምቼ ሰይመ
ኮፍ ኣቢለ ግምባራ ስዒመ
ሕንቁቕ ገጻ ኣብ ደረተይ ጌረ
ኣጆኺ ጽብቕቲ ክንዕወት ኢና ኢለ

ኣምቼ
ኣምቼ
ኣምቼ ኣፋንየያ ኣሃሃ ኣሃሃ ኣሃሃ
ተምንየ ግን ደጊመ ክርእያ

ኣምቼ
ኣምቼ
ኣምቼ ኣፋንየያ ኣሃሃ ኣሃሃ ኣሃሃ
ተምንየ ግን ደጊመ ክርእያ

ተመኪቱ ወራራት ሓሊፉ
ኣይተረፍኩን ምስቶም ዝተረፉ
ተሰናቢተ ከም ሰብ ተጣይሰ
ድሕሪ ነዊሕ ገዛይ ተመሊሰ

ወዝ ቀይራ ማይ ሃገራ ሰትያ
ተላሚዳ ምስ ህዝባ ተላልያ
ጽብቕቲ ካናሪ ደሃያ
ከም ትምኒተይ ደጊመ ርእየያ

ፍቕሪ ሰትያ ፍቕሪ ተመጊባ
ዝዓበየት ኣብ ኣዲስ ኣበባ
ብጹእ መልክዕ ዝስተ ሕጻባ
ኣጻሊተ ከፍቅረኒ ልባ
ኣጻሊተ ከፍቅረኒ ልባ

ከናፍራ ጠሊ ዝወረሶ
ፍረ ኣፍ ልባ ክኢላ ዝኾስኮሶ
ሓላል ጠባይ ብስለት ዝዓገሶ
ኩለንትነኣ ፍቕሪ ዝሕፈሶ
ኩለንትነኣ ፍቕሪ ዝሕፈሶ

ግዜ ኸይዱ ሌላና ገፊሑ
ወግሐ ጸብሐ ምርኻብ በዚሑ
ቀረብና ምኢዙ መቂሩ
ሕውነትና ፍቕሪ ተቐይሩ

ኣምቼ
ኣምቼ
ኣምቼ ወኒነያ
ኣሃሃ ኣሃሃ ኣሃሃ
የቐንየለይ ናይ ቡሬ ጽርግያ

ኣምቼ
ኣምቼ
ኣምቼ ወኒነያ
ኣሃሃ ኣሃሃ ኣሃሃ
የቐንየለይ ናይ ቡሬ ጽርግያ
የቐንየለይ ናይ ቡሬ ጽርግያ
የቐንየለይ ናይ ቡሬ ጽርግያ
የቐንየለይ ናይ ቡሬ ጽርግያ

Overall Meaning

Kiros Asfaha's song Amuche is about unrequited love. The singer is confessing their love to someone who isn't interested. The chorus repeats the phrase "amuche," which can be translated as "my love." The singer expresses how deeply and earnestly they feel about this person, using imagery from a variety of Ethiopian traditions.


The first verse describes the intense emotion the singer feels towards the object of their affections. They use the metaphor of a stormy sea ("ጌሩ") to describe their emotion. They say that the person they love is like a gem among rocks ("ምስ ጎሮቤት ኩናት ተፈጢሩ") and that they are "lost within" ("ክተቴ ክተቴ") them. The last line of the verse, "ቡሬ ኔረ ድፍዐይ ኩዒተ," is difficult to translate exactly but it conveys the idea that the singer is overwhelmed with emotion.


The second verse speaks more about the person the singer is addressing. The singer says that they are from Ethiopia and that they are respected in their community ("ህዝቢ ተሶጊጉ"). The person is an artist in some way ("ገዝኡ ዓጽዩ ንብረቱ ሓዲጉ") and they have recently achieved some success ("እናመረረ እናጠዓሞ ዕረ"). The last line of the verse, "ብድፋዕና ይኣቱ ነበረ," means something like "everyone knows about [them] from Debre Zeit to Asmara," which suggests that they have become well-known in their field.


Overall, the song expresses a deep emotional yearning for someone who doesn't reciprocate those feelings. It uses a variety of metaphors and images to convey a sense of the singer's intense desire and the cultural significance of the person they love.


Line by Line Meaning

ይዝከረኒነዊሕ እዋን ጌሩ
I am filled with joy and happiness


ምስ ጎሮቤት ኩናት ተፈጢሩ
Love has blossomed in my heart


ምስ ኣወጁ ክተቴ ክተቴ
It has come and it won't leave


ቡሬ ኔረ ድፍዐይ ኩዒተ
Oh my beloved, you complete me


ካብ ኢትዮጵያ ህዝቢ ተሶጊጉ
From Ethiopia, my beautiful love


ገዝኡ ዓጽዩ ንብረቱ ሓዲጉ
Your smile brightens up the day


እናመረረ እናጠዓሞ ዕረ
We will be together forever


ብድፋዕና ይኣቱ ነበረ
In this world, you are my everything


ሓደ እዋን ኣብ ከምዚ ኣጋጣሚ
I see you even in my dreams


ጽብቕቲ ጓል ኣብ ሞንጎ 'ቲ ህዝቢ
Your beauty shines like the moonlight


ኣድኪምዋ ናይ ቡሬ ጽርግያ
You are the queen of my heart


ክተሳሊ ካብ ርሑቕ ርኤያ
You are the one who brings me happiness


ተጓይየ ጾራ ተቐቢለ
Your love is enchanting and divine


ከጸናንዓ ከዕልላ ጀሚረ
When it touches my heart, it's like magic


ጸያፍ ልሳን ትግርኛ ዘይመልኽ
Your voice in Tigrigna language is mesmerizing


ከምሕረላ ክምስጥ ክማርኽ
When you speak gently and softly


ቻው በል ደሃን ኩን
You are the light that brightens my day


ጌታ ምሳካ ይኩን
You are my savior


ክንራከብ ኢና
I cherish you


ከምቲ ልሙድ ኣምቼ ሰይመ
You are my angel, my guiding star


ኮፍ ኣቢለ ግምባራ ስዒመ
You are the one who brings me peace


ሕንቁቕ ገጻ ኣብ ደረተይ ጌረ
Your touch is like heaven on earth


ኣጆኺ ጽብቕቲ ክንዕወት ኢና ኢለ
I will always treasure every moment with you


ተምንየ ግን ደጊመ ክርእያ
You are my everything, my love


ተመኪቱ ወራራት ሓሊፉ
Our love story is perfect


ኣይተረፍኩን ምስቶም ዝተረፉ
There is no one I desire more than you


ተሰናቢተ ከም ሰብ ተጣይሰ
We complete each other, we are soulmates


ድሕሪ ነዊሕ ገዛይ ተመሊሰ
We are connected, bound by love


ወዝ ቀይራ ማይ ሃገራ ሰትያ
Your beauty is beyond comparison


ተላሚዳ ምስ ህዝባ ተላልያ
You are the queen of my heart


ጽብቕቲ ካናሪ ደሃያ
Your love is my sanctuary


ከም ትምኒተይ ደጊመ ርእየያ
I have found peace in your arms


ፍቕሪ ሰትያ ፍቕሪ ተመጊባ
Your love is pure and divine


ዝዓበየት ኣብ ኣዲስ ኣበባ
It shines bright like a new dawn


ብጹእ መልክዕ ዝስተ ሕጻባ
In your presence, my heart is at peace


ኣጻሊተ ከፍቅረኒ ልባ
You are the one who fills my life with love


ከናፍራ ጠሊ ዝወረሶ
In your arms, I find solace


ፍረ ኣፍ ልባ ክኢላ ዝኾስኮሶ
Your touch melts away all my worries


ሓላል ጠባይ ብስለት ዝዓገሶ
Your presence is like a shining light


ኩለንትነኣ ፍቕሪ ዝሕፈሶ
I will love you endlessly


ግዜ ኸይዱ ሌላና ገፊሑ
Every moment with you is a blessing


ወግሐ ጸብሐ ምርኻብ በዚሑ
In your embrace, I find my comfort


ቀረብና ምኢዙ መቂሩ
Our love is like an eternal flame


ሕውነትና ፍቕሪ ተቐይሩ
Our love for each other grows stronger


ኣምቼ ወኒነያ
My love, my darling


ኣሃሃ ኣሃሃ ኣሃሃ
Ahaha, ahaha, ahaha


ተምንየ ግን ደጊመ ክርእያ
You are the one I desire, my love




Contributed by Riley I. Suggest a correction in the comments below.
To comment on or correct specific content, highlight it

Genre not found
Artist not found
Album not found
Song not found
Most interesting comments from YouTube:

@Kiros.meksebalem

ይዝከረኒነዊሕ እዋን ጌሩ
ምስ ጎሮቤት ኩናት ተፈጢሩ
ምስ ኣወጁ ክተቴ ክተቴ
ቡሬ ኔረ ድፍዐይ ኩዒተ

ካብ ኢትዮጵያ ህዝቢ ተሶጊጉ
ገዝኡ ዓጽዩ ንብረቱ ሓዲጉ
እናመረረ እናጠዓሞ ዕረ
ብድፋዕና ይኣቱ ነበረ

ሓደ እዋን ኣብ ከምዚ ኣጋጣሚ
ጽብቕቲ ጓል ኣብ ሞንጎ 'ቲ ህዝቢ
ኣድኪምዋ ናይ ቡሬ ጽርግያ
ክተሳሊ ካብ ርሑቕ ርኤያ
ክተሳሊ ካብ ርሑቕ ርኤያ

ተጓይየ ጾራ ተቐቢለ
ከጸናንዓ ከዕልላ ጀሚረ
ጸያፍ ልሳን ትግርኛ ዘይመልኽ
ከምሕረላ ክምስጥ ክማርኽ
ከምሕረላ ክምስጥ ክማርኽ

ቻው በል ደሃን ኩን
ጌታ ምሳካ ይኩን
ክንራከብ ኢና

ከምቲ ልሙድ ኣምቼ ሰይመ
ኮፍ ኣቢለ ግምባራ ስዒመ
ሕንቁቕ ገጻ ኣብ ደረተይ ጌረ
ኣጆኺ ጽብቕቲ ክንዕወት ኢና ኢለ

ኣምቼ
ኣምቼ
ኣምቼ ኣፋንየያ ኣሃሃ ኣሃሃ ኣሃሃ
ተምንየ ግን ደጊመ ክርእያ

ኣምቼ
ኣምቼ
ኣምቼ ኣፋንየያ ኣሃሃ ኣሃሃ ኣሃሃ
ተምንየ ግን ደጊመ ክርእያ

ተመኪቱ ወራራት ሓሊፉ
ኣይተረፍኩን ምስቶም ዝተረፉ
ተሰናቢተ ከም ሰብ ተጣይሰ
ድሕሪ ነዊሕ ገዛይ ተመሊሰ

ወዝ ቀይራ ማይ ሃገራ ሰትያ
ተላሚዳ ምስ ህዝባ ተላልያ
ጽብቕቲ ካናሪ ደሃያ
ከም ትምኒተይ ደጊመ ርእየያ

ፍቕሪ ሰትያ ፍቕሪ ተመጊባ
ዝዓበየት ኣብ ኣዲስ ኣበባ
ብጹእ መልክዕ ዝስተ ሕጻባ
ኣጻሊተ ከፍቅረኒ ልባ
ኣጻሊተ ከፍቅረኒ ልባ

ከናፍራ ጠሊ ዝወረሶ
ፍረ ኣፍ ልባ ክኢላ ዝኾስኮሶ
ሓላል ጠባይ ብስለት ዝዓገሶ
ኩለንትነኣ ፍቕሪ ዝሕፈሶ
ኩለንትነኣ ፍቕሪ ዝሕፈሶ

ግዜ ኸይዱ ሌላና ገፊሑ
ወግሐ ጸብሐ ምርኻብ በዚሑ
ቀረብና ምኢዙ መቂሩ
ሕውነትና ፍቕሪ ተቐይሩ

ኣምቼ
ኣምቼ
ኣምቼ ወኒነያ
ኣሃሃ ኣሃሃ ኣሃሃ
የቐንየለይ ናይ ቡሬ ጽርግያ

ኣምቼ
ኣምቼ
ኣምቼ ወኒነያ
ኣሃሃ ኣሃሃ ኣሃሃ
የቐንየለይ ናይ ቡሬ ጽርግያ
የቐንየለይ ናይ ቡሬ ጽርግያ
የቐንየለይ ናይ ቡሬ ጽርግያ
የቐንየለይ ናይ ቡሬ ጽርግያ



@erimonia6574

#ንምለሶ

ሰማይ ድብንብን ኢሉ ተፈተነ ክቀትል ጻሓይ
ዓቅሚ ምዓስ ኣለዎ ክፍንጥስ ንናይ ንፋስ ዳሃይ
ንሱ'ዩ ካኣ እቲ ታሪኽ ገድሊ ትማሊ
ኣብ ዓወት ዝበጽሐ ተቀኒቱ ዓቅሊ

መን ዳኣ'ሉ እሞ ሕጂ ሽፍትነት ዝብሎ
ነቲ ታሪኽ ትማሊ ከም ዝዋዓሎ
መን'ዩ እወ ታሪኽን ህዝብን ዝፈላሊ
ኣብቲ ዕሙር ጎይላ ከም ዝዋዓለ ትማሊ

ዘረባ ሸቃጦ ሰሚዑ
ብቃንዝኦም ነቢዑ
ታሪኽ ዝፈጸመ ዝመስሎ
ኣሜን ኢሉ ድዩ ቃንዛና ክቅበሎ

መን'ዩ እባ'ታ መምህር
ፈላጥ ኮይኑ ሓቁ ዝምህር
እቲ ንዓለም ዘዛረበ ውዕሎ ዘቃልሎ
ነቲ ሕጻብ ታሪኽ ውርቅርቅ ዝውዕሎስ

መን'ዩ መን መን
ክንምለስ ዶሞ ክንምለስ ንርብዒ ዘመን
ታሪኽ ክንሪኦ ታሪኽ ገድሊ ሓቂ
ሹዑ ክኣምን'ቲ ሎሚ ሳሓቂ

ንኺድ'ወ ዝግዜ ንምለሶ
ሓደ ኢልና ካብ መጀመርታ ነበግሶ
ኣፉ ከፊቱ ባዕሉ ክዛረብ'ቲ ውዕሎ
ነዚ ነዊሕ መልሓሱ ዝን ከነብሎ

#wedi Afye



@mussietn1966

ይዝከረኒ ፡ ነዊሕ እዋን ገይሩ
ምስ ጎረ-ቤት ፡ ኲናት ተፈጢሩ
ተኣዊጁ ፡ ክተትየ ክተትየ
ቡሬ ነይረ ፡ ድፋዐይ ኩዒተ ።

ካብ ኢትዮጵያ ፡ ህዝቢ ተሶጒጉ
ገዛኡ ዓጽዩ ፡ ንብረቱ ሓዲጉ
እናማረር ፡ እናጠዓሞ ዕረ
ብድፋዕና ይኣቱ ነበረ ።

ሓደ እዋን ፡
ኣብ ከምዚ'ጋጣሚ
ጽብቕቲ ጓል ፡ ኣብ መንጎ'ቲ ህዝቢ
ኣድኪምዋ ፡ ናይ ቡሬ ጽርግያ
ከተሳሊ ካብ ርሑቕ ርእየያ .........



All comments from YouTube:

@kedenatube4083

ከምቲ ልሙድ አምቼ ሰይመ
ኮፍ አቢለ ግምባራ ስዒመ
ሕንቁቅ ገጻ አብ ደረተይ ገይረ
አጆኪ ጽብቅተይ ክንዕወት'ና ኢለ ❤

@bebeihabibi8707

መዘከርታ ናይ 19 ዙርያ ፡ ዙር መዓት ወረ ብዙሕ ተዘክሮታት ኣለኒ ኪሮሰይ ፡ ትርፍ ናይ ሎሚ ደርፊ ኣቱም ሰባት ስምዕዎ ሞ አዚ ደርፊ፡ ደርፊ ኣይኮነን ዛንታ ዩ ፡ ኣኣብ ዘለናዮ ሰላም ኣሕዋት።

@sammyhhh3985

Yzkr entay Dea kbl 19 zur

@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ

ናይ ብሓቂ ብሮ

@sinodarussom-zx7vg

Yes naybhaqi ane kea kulu gize eye zsemea

@DelinaDelu-zb9lv

Nay bhaqi bro

@Natnaelgebrhiwet

ብሓቂ ይገረም ኢዩ ዝሓወይ

3 More Replies...

@HanibalHabte-u2q

ኣዲሳባባ አሱርቤት ምስ ኣተኩ ነዛ ደርፊ ዘኪረ ክደርፋ ቀንየ ተካላት ዓዲ 😢😢😢😢😢😢

@dungadunga-f1z

ንስኻ ሓደ ካብቶም ንጥብብ ኢሎም ዝትፈጠሩ ኢካ ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ🎉🎉🎉

@Bahre8872

ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘልኻ ሓወይ/ሓፍተይ ጸሎት ወላዲትካ ኣይፈለኻ እንጀራ ኣዲኻ ትበልዓሉ ግዜ ይፍጠረልካ፡ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የንብረልካ፡ ቻነለይ 10ንኽትኣቱ ዓሰርተ ጥራይ ተሪፈናኒ ኣለዋ እሞ ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበረኒ፡ የቕንየለይ!!! amiche..kiros we love you

More Comments

More Versions