Beteseb
Kiros Asfaha Lyrics
Jump to: Overall Meaning ↴ Line by Line Meaning ↴
ሰላም ንኹልኽን
መፍቀርቲ ልበይ ነበር ቖናጁ ኪልኽን
ኣብ ቀራባን ርሑቕን
ዝበደልክን ዝተበደልክን
ሰላም
ዝኸድክነኦ ለምለም
ሕፈሳ ስርናይ ማና
ርኸባ ኣይትስኣና
ዕምበባ ያስሚን ምሰላ
ከም ኮኾብ ልዕል በላ
ዕበያ ጽባሕ ጽባሕ
ሰላም ኣባኽን ይብዛሕ
ፍቕሪ ኣባኽን ይብዛሕ
ይብል ኣሎ ስምዐኦ
ቲቐደም ትፈልጠኦ
ይብላሎ ስምዐኦ
ቲቐደም ትፈትወኦ
ሰላም ንዓኽን
ሰላም ንኹልኽን
መፍቀርቲ ልበይ ነበር
ሓላላት ኩልኽን
ኣብ ቀረባን ርሑቕን
ዝበደልክን ዝተበደልክን
ሰላም
ገዛኽን ሽሻይ መሊኡ
ሂወትክን ሂወት ዘሪኡ
ድልየትክን ክትውንና'ሞ
ሰማይ ክተመስግና
ወቂብክን ተሰሊምክን
ኣቤት ቁንጅና ኣቢልክን
ሸነነን ክትብላለይ
ወሊድክን ክትስዕማለይ
ሓቒፍክን ክተዕብያለይ
ትምኒተዩ ጾለተይ
ጽቡቕክን ፍቱዋተይ
ትምኒተዩ ጾለተይ
ሰናይክን ፍቱዋተይ
ይንዋሕ ይሕጸር ግዜ ናይ ግቕርና
ይሕመቕ ይጸብቕ መወዳእታና
ሓደ እዋን ተፋቒርና እንዲና
ኩሉኻትክን ናይ ፍቕሪ ብጾተይ
ሕላገትክን ደሚቕዩ ኣብ ሂወተይ
ሕላገትክን ደሚቕዩ ኣብ ሂወተይ
ኣቲ ቖማት ኣመና ጽብቅቲ
ኣቲ ቐያሕ ኣቲ ከደረይቲ
ምጻኒሞ ክመጻክን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን
ምጻኒሞ ክምጻክን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን
ንስኺስኺሳ ኩልኽን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን
ንስኽስኺሳ ኩልኽን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን
ኣቲ ቖማት ኣመና ጽብቕቲ
ኣቲ ቐያሕ ኣቲ ከደረይቲ
ምጻኒሞ ክመጻክን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን
ምጻኒሞ ክመጻክን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን
ምጻኒሞ ክመጻክን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን
The song "Beteseb" by Kiros Asfaha is a testament to the power of love and forgiveness in overcoming the trials and tribulations of life. The lyrics begin with a greeting of peace and a call for unity, emphasizing the importance of harmony and understanding in the face of adversity. The verses then speak of the struggles and hardships experienced by the singer, but ultimately reaffirm their commitment to love and forgiveness as the path to healing and renewal.
The chorus repeats the messages of peace and unity, calling on listeners to embrace these values in their own lives. The bridge offers a message of hope and resilience, with the singer affirming their determination to overcome any obstacle through the power of love and the strength of community. In all, "Beteseb" is a call to action and a reminder that, even in the face of difficulty, there is always opportunity for growth and redemption through the power of love.
Line by Line Meaning
ሰላም ንዓኽን
Peace to you
ሰላም ንኹልኽን
Peace to your heart
መፍቀርቲ ልበይ ነበር ቖናጁ ኪልኽን
Love is the answer, see it in your eyes
ኣብ ቀራባን ርሑቕን
In a world of chaos
ዝበደልክን ዝተበደልክን
Full of pain and suffering
ሰላም
Peace
ዝኸድክነኦ ለምለም
Have mercy on me
ንዓኽን ትኹን ዓለም
Because I am human
ሕፈሳ ስርናይ ማና
Life is uncertain
ርኸባ ኣይትስኣና
Tomorrow is not guaranteed
ዕምበባ ያስሚን ምሰላ
We are all searching for love
ከም ኮኾብ ልዕል በላ
But sometimes it's hard to find
ዕበያ ጽባሕ ጽባሕ
That feeling of peace
ሰላም ኣባኽን ይብዛሕ
I wish you could feel it too
ፍቕሪ ኣባኽን ይብዛሕ
I wish you could experience it
ይብል ኣሎ ስምዐኦ
But it's not easy, my friend
ቲቐደም ትፈልጠኦ
We must strive for it
ይብላሎ ስምዐኦ
But it's worth it, my friend
ቲቐደም ትፈትወኦ
We must continue to pursue it
ሓላላት ኩልኽን
You are my family
ገዛኽን ሽሻይ መሊኡ
You brighten up my days
ሂወትክን ሂወት ዘሪኡ
Your laughter is my happiness
ድልየትክን ክትውንና'ሞ
Your kindness never fades away
ሰማይ ክተመስግና
In the sky of love
ወቂብክን ተሰሊምክን
You bring joy to my soul
ኣቤት ቁንጅና ኣቢልክን
You are my shelter, my beloved
ሸነነን ክትብላለይ
You comfort my heart
ወሊድክን ክትስዕማለይ
You bring light into my life
ሓቒፍክን ክተዕብያለይ
You inspire me to be better
ትምኒተዩ ጾለተይ
You are my everything
ጽቡቕክን ፍቱዋተይ
You bring happiness into my life
ሰናይክን ፍቱዋተይ
You fill my heart with joy
ይንዋሕ ይሕጸር ግዜ ናይ ግቕርና
Forever in our memories
ይሕመቕ ይጸብቕ መወዳእታና
Forever in our hearts
ሓደ እዋን ተፋቒርና እንዲና
We will never forget you
ኩሉኻትክን ናይ ፍቕሪ ብጾተይ
You are always in our thoughts
ሕላገትክን ደሚቕዩ ኣብ ሂወተይ
Your love will never fade away
ሕላገትክን ደሚቕዩ ኣብ ሂወተይ
Your love will never fade away
ኣቲ ቖማት ኣመና ጽብቅቲ
This world is full of pain
ኣቲ ቐያሕ ኣቲ ከደረይቲ
This life is full of struggles
ምጻኒሞ ክመጻክን
But we can overcome
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን
With love and unity
ምጻኒሞ ክምጻክን
But we can overcome
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን
With love and unity
ንስኺስኺሳ ኩልኽን
I see you in every smile
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን
With love and unity
ንስኽስኺሳ ኩልኽን
I see you in every tear
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን
With love and unity
ንስኪስኪሳ ኩልኽን
I see you in every smile
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን
With love and unity
ንስኽስኺሳ ኩልኽን
I see you in every tear
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን
With love and unity
ንስኽስኺሳ ኩልኽን
I see you in every smile
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን
With love and unity
ንስኽስኺሳ ኩልኽን
I see you in every tear
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን
With love and unity
Writer(s): Kiros Asfaha
Contributed by Kaelyn W. Suggest a correction in the comments below.
@Sema123
ሰላም ንዓኽን
ሰላም ንኹልኽን
መፍቀርቲ ልበይ ነበር ቖናጁ ኪልኽን
ኣብ ቀራባን ርሑቕን
ዝበደልክን ዝተበደልክን
ሰላም
ዝኸድክነኦ ለምለም
ንዓኽን ትኹን ዓለም
ሕፈሳ ስርናይ ማና
ርኸባ ኣይትስኣና
ዕምበባ ያስሚን ምሰላ
ከም ኮኾብ ልዕል በላ
ዕበያ ጽባሕ ጽባሕ
ሰላም ኣባኽን ይብዛሕ
ፍቕሪ ኣባኽን ይብዛሕ
ይብል ኣሎ ስምዐኦ
ቲቐደም ትፈልጠኦ
ይብላሎ ስምዐኦ
ቲቐደም ትፈትወኦ
ሰላም ንዓኽን
ሰላም ንኹልኽን
መፍቀርቲ ልበይ ነበር
ሓላላት ኩልኽን
ኣብ ቀረባን ርሑቕን
ዝበደልክን ዝተበደልክን
ሰላም
ገዛኽን ሽሻይ መሊኡ
ሂወትክን ሂወት ዘሪኡ
ድልየትክን ክትውንና'ሞ
ሰማይ ክተመስግና
ወቂብክን ተሰሊምክን
ኣቤት ቁንጅና ኣቢልክን
ሸነነን ክትብላለይ
ወሊድክን ክትስዕማለይ
ሓቒፍክን ክተዕብያለይ
ትምኒተዩ ጾለተይ
ጽቡቕክን ፍቱዋተይ
ትምኒተዩ ጾለተይ
ሰናይክን ፍቱዋተይ
ይንዋሕ ይሕጸር ግዜ ናይ ግቕርና
ይሕመቕ ይጸብቕ መወዳእታና
ሓደ እዋን ተፋቒርና እንዲና
ኩሉኻትክን ናይ ፍቕሪ ብጾተይ
ሕላገትክን ደሚቕዩ ኣብ ሂወተይ
ሕላገትክን ደሚቕዩ ኣብ ሂወተይ
ኣቲ ቖማት ኣመና ጽብቅቲ
ኣቲ ቐያሕ ኣቲ ከደረይቲ
ምጻኒሞ ክመጻክን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን
ምጻኒሞ ክምጻክን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን
ንስኺስኺሳ ኩልኽን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን
ንስኽስኺሳ ኩልኽን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን
ኣቲ ቖማት ኣመና ጽብቕቲ
ኣቲ ቐያሕ ኣቲ ከደረይቲ
ምጻኒሞ ክመጻክን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን
ምጻኒሞ ክመጻክን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን
ምጻኒሞ ክመጻክን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን
Kirosey KING forever ❤❤❤
@Kiros.meksebalem
ሰላም ንዓኽን
ሰላም ንኹልኽን
መፍቀርቲ ልበይ ነበር ቖናጁ ኪልኽን
ኣብ ቀራባን ርሑቕን
ዝበደልክን ዝተበደልክን
ሰላም
ዝኸድክነኦ ለምለም
ንዓኽን ትኹን ዓለም
ሕፈሳ ስርናይ ማና
ርኸባ ኣይትስኣና
ዕምበባ ያስሚን ምሰላ
ከም ኮኾብ ልዕል በላ
ዕበያ ጽባሕ ጽባሕ
ሰላም ኣባኽን ይብዛሕ
ፍቕሪ ኣባኽን ይብዛሕ
ይብል ኣሎ ስምዐኦ
ቲቐደም ትፈልጠኦ
ይብላሎ ስምዐኦ
ቲቐደም ትፈትወኦ
ሰላም ንዓኽን
ሰላም ንኹልኽን
መፍቀርቲ ልበይ ነበር
ሓላላት ኩልኽን
ኣብ ቀረባን ርሑቕን
ዝበደልክን ዝተበደልክን
ሰላም
ገዛኽን ሽሻይ መሊኡ
ሂወትክን ሂወት ዘሪኡ
ድልየትክን ክትውንና'ሞ
ሰማይ ክተመስግና
ወቂብክን ተሰሊምክን
ኣቤት ቁንጅና ኣቢልክን
ሸነነን ክትብላለይ
ወሊድክን ክትስዕማለይ
ሓቒፍክን ክተዕብያለይ
ትምኒተዩ ጾለተይ
ጽቡቕክን ፍቱዋተይ
ትምኒተዩ ጾለተይ
ሰናይክን ፍቱዋተይ
ይንዋሕ ይሕጸር ግዜ ናይ ፍቕርና
ይሕመቕ ይጸብቕ መወዳእታና
ሓደ እዋን ተፋቒርና እንዲና
ኩሉኻትክን ናይ ፍቕሪ ብጾተይ
ሕላገትክን ደሚቕዩ ኣብ ሂወተይ
ሕላገትክን ደሚቕዩ ኣብ ሂወተይ
ኣቲ ቖማት ኣመና ጽብቅቲ
ኣቲ ቐያሕ ኣቲ ከደረይቲ
ምጻኒሞ ክመጻክን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን
ምጻኒሞ ክምጻክን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን
ንስኺስኺሳ ኩልኽን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን
ንስኽስኺሳ ኩልኽን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን
ኣቲ ቖማት ኣመና ጽብቕቲ
ኣቲ ቐያሕ ኣቲ ከደረይቲ
ምጻኒሞ ክመጻክን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን
ምጻኒሞ ክመጻክን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን
ምጻኒሞ ክመጻክን
ንበጻጻሕ ቤተሰብ ንኹን ንኹን
@mussietn1966
ይንዋሕ ይሕጸር ፡
ግዜ ናይ ፍቕርና
ይሕመቕ ይጸብቕ ፡
መወዳእታና
ሓደ እዋን ፡ ተፋቒርና'ንዲና
2024 ዝሰማዕክያ ንዒ በይተ ሰብ ንኹን ፡ ብእኡ ቢልና እውን ፍቑራት
@kiros679
ኣሕ ብስሚዒት ዝሰምዓ ደርፊ ከብደይ ትገማጥለኒ በቃ እዛ ደርፊ እሞ ካኣ ምስ ሂወተይ ምትእስሳር ዘይ ብላ ክንሳ
ኪኪ ዘመድ ❤ ንበረለይ ክበረለይ 🎉😊
@mussietn1966
@kiros679 ልክዕ ከማይ
@Kiros.meksebalem
ኪሮስ ደርፍታ ዝደረፎን ንሰብ ዝሃቦን ክትሰምዖ ከልካ ብኣምላኽ ዝተዋህበ ዘይውዲ ጥበብ ዝተዓደለ ሰብ ኢዩ ብሓቂ ኢየ ዝብል ዘለኩ ምስ ኩሉም ደረፍቲ ሃገርና ከናጻጽሮ ፈቲኒ ግን ምስ ኪሮ ዝዋዳደር ብቅዓት የብለሙን:::
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
ከመይ ኣለኽን ሄዋናት
መቸም ኪሮስ ከፍቅረክን ምዓት ዪ
@yohanahagos5000
ኪሮሰይ በተሰብ ልበይ ❤️
👑
💎
👑 ዕድመን ጥዕናን ንዓካ ዋና ልበይ ❤️🙏 ::
@NahomAbe-o7o
Kiros bieteseb lbey
@Channel-xt4dy
ዕድመ ተዝምቀል ነይሩ ፍርቂ ዕድመይ ምሃብኹኻ 😢
@sariyoni6421
ኪሮሰይ ኣነስ በኣካ አንበር ተጸሊለ 1000 ኣመት ንበረለይ ኣንታ ንጉስ ልበይይይ
@mussietn1966
"ኣንቲ ቆምማት ፡
ኣመና ጽብቕቲ
ኣንቲ ቀያሕ ፡
ኣንቲ ከደረይቲ
ምጽኣኒ'ሞ ፡
ክመጽኣክን
ንበጻጻሕ ፡
በይተ ሰብ ንኹን"