Telam Aytbelwa
Kiros Asfaha Lyrics
Jump to: Overall Meaning ↴ Line by Line Meaning ↴
ጠላም ኣይትበልዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን
ሙኻንዩ ኣብዩዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ
ጠላም ኣይትበልዋ
ዕልል ተባሂሉ እንተ ኣሰረት ጋማ
ኣይተሰክፍዋ ይኣኽላ ሕማማ
ኣብ ነብሲ ወከፍኩም ትኹን ከም ቀደማ
እንተ ትጠልም ዳኣ ውሽጣኳ ኣይምረበሻ
ንዓኣ ምሓሻ
በየናይ ኣእጋር ኣሰጋጋር
በየናይ ልቢ ክልተ ምፍቃር
ልባ'ቲ ልቢ እቲ እሙን ልባ
ጠሊሙ ኣይኮነን ጉድያ ረኺባ
ነገር ጋል ኮይኑ ጽብብ'ዩ ኢልዋ
ስለዚ ጠላም ኣይትበልዋ
ነገር ጋል ነገር ጋል ኮይኑ ጽብብ'ዩ ኢልዋ
ሰልዚ ጠላም ኣይትበልዋ
ኣይትበልዋ
ጠላም ኣይትበልዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን
ሙኻንዩ ኣብዩዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ
ጠላም ኣይትበልዋ
ዘክሩ ትማሊ ፍቕሪ ምስሳዓራ
ንብዓታ ናውሓዘት እንታይ ትብል ኔራ
ልባ ምስ ኣዘዛ'ኳያ ብኣፋ ነጊራ
ከመይ ዳኣ ሎሚ ጠላም ተባሂላ
ክትፈልጡ ልባሲ ሽመይ ምስተጻሕፎ
የለን ዝሓለፎ
ቅናት ኣደይ ማርያም ክትድምስሶ ዶ ይካኣል
ከመይ ተጌሩሞ በየናይ መሰላል
ፍቕረይ ድማ ኸምኡ ኣብ ርሑቕዩ ዘሎ
ኣብ ዝባና ኣይኮነን ማይ ከምዝብልሎ
ላዕላዩ ርኢኻ ኣይትፍረድ ፈራዳይ
ጠሊማ ኣይኮነትን ካሊእዩ ቲ ጉዳይ
ነገር ጋል ኮይኑ ሸተት'ዩ ኢልዋ
ስለዚ ጠላም ኣይትበልዋ
ነገር ጋል ነገር ጋል ኮይኑ
ሸተት'ዩ ኢልዋ ሰለዚ ጠላም ኣይትበልዋ
ልሳና ንወዮ ጋና ኣሚነይ እንተበሎ
ኣነንድየ ዝፈልጦ ውሽጣ ዝሻቐሎ
ኣብ ትሕቲኡ ኮይና ሓዳራ እንተ መርሐት
ትዝክረኒ'ያ እና ፈርሐት
ንውሽጢ እና ነብዐት
ስጋ እምበሪ ኣይጠልምን'ዩ ልቢ
ልቢ ስጋ ኣይኮነን ሻቡ ተረካቢ
እወ ልቢ ስጋ ኣይኮነን ምቾት ዝጥብሮ
ሓቚፍካ ዝርሮሞ ኣብ ድላይካ ተሕድሮ
ኣይትፍረዱ ዓይናን ስናን ቅርጻን ድምጻን ሒዙ ስጋኣዩ ኸይዱ
ልባ ግን ልባ ልባ ልባ ልባ
ልባ ዳኣ ልባ ሽዑ ምስ ጸበባ
ካብ ውሽጣ ጊዕዙ ቃልኪዳኑ ሒዙ
ኣብ ልበይ ሞይቱ'ሎ ፍቕሪ ተገኒዙ
በጃኹም ኣይትበልዋ
ጠላም ኣይትበልዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ
ጠላም ኣይትበልዋ
The Tigrigna song "Telam Aytbelwa" by Kiros Asfaha is a love song that speaks mainly about passion, devotion, and commitment between two individuals. The lyrics start by referencing love’s ability to bring people together in a world where we often feel lonely and disconnected. The repetition of the phrase “Aytabilwa” and “Tilama Aytabilwa” is repeated to emphasize the central theme of the song, which is about being overwhelmed with love.
The author goes further to express the depth of his love, mentioning that it is beyond physical appearance or social status. He later speaks about a sense of home that comes with being in love, referring to the woman as his “Mahanyu” (Sweetheart). The last verse of the song talks about the true nature of love, which is selfless, brave, and pure, and it ultimately sets us free.
Overall, the song is an expression of deep love, and the lyrics are beautiful and soulful, filled with powerful imagery and emotion.
Line by Line Meaning
ኣይትበልዋ
He is not easily fooled
ጠላም ኣይትበልዋ
He is not easily deceived
ጠሊማ ኣይኮነትን
He doesn't believe in fake appearances
ሙኻንዩ ኣብዩዋ
He knows who he really is
ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ
He is true to himself and knows his worth
ዕልል ተባሂሉ እንተ ኣሰረት ጋማ
The heart filled with love is a beautiful thing
ካልእ ተመርዕያ እምበር ማዓሰይ ጠሊማ
When you find yourself lost, the light will guide you
ኣይተሰክፍዋ ይኣኽላ ሕማማ
Don't give up easily, keep striving
ኣብ ነብሲ ወከፍኩም ትኹን ከም ቀደማ
In this world of ups and downs, there is always hope
እንተ ትጠልም ዳኣ ውሽጣኳ ኣይምረበሻ
Never underestimate the power of determination
ንዓኣ ምሓሻ
In the end
በየናይ ኣእጋር ኣሰጋጋር
In this life, full of challenges
በየናይ ልቢ ክልተ ምፍቃር
In this world of pain and sorrow
ልባ'ቲ ልቢ እቲ እሙን ልባ
Life is tough, show it your resilience
ጠሊሙ ኣይኮነን ጉድያ ረኺባ
Don't be fooled by temporary pleasures
ነገር ጋል ኮይኑ ጽብብ'ዩ ኢልዋ
True happiness lies in the heart
ስለዚ ጠላም ኣይትበልዋ
So, he will always stay strong
ዘክሩ ትማሊ ፍቕሪ ምስሳዓራ
Love and peace are the keys to harmony
ንብዓታ ናውሓዘት እንታይ ትብል ኔራ
Freedom and justice are what we strive for
ልባ ምስ ኣዘዛ'ኳያ ብኣፋ ነጊራ
Life is full of challenges and surprises
ከመይ ዳኣ ሎሚ ጠላም ተባሂላ
When the storm comes, be strong and resilient
ክትፈልጡ ልባሲ ሽመይ ምስተጻሕፎ
Keep moving forward, step by step
የለን ዝሓለፎ
We will not be defeated
ቅናት ኣደይ ማርያም ክትድምስሶ ዶ ይካኣል
Let love and unity be our guide
ከመይ ተጌሩሞ በየናይ መሰላል
When you feel lost, find your purpose
ፍቕረይ ድማ ኸምኡ ኣብ ርሑቕዩ ዘሎ
Happiness lies in the simple things in life
ኣብ ዝባና ኣይኮነን ማይ ከምዝብልሎ
Material possessions cannot bring true happiness
ላዕላዩ ርኢኻ ኣይትፍረድ ፈራዳይ
Learn to appreciate the beauty of nature
ጠሊማ ኣይኮነትን ካሊእዩ ቲ ጉዳይ
Believe in the power of honesty and integrity
ነገር ጋል ኮይኑ ሸተት'ዩ ኢልዋ
True happiness lies within one's soul
ስለዚ ጠላም ኣይትበልዋ
So, he will always stay strong
ልሳና ንወዮ ጋና ኣሚነይ እንተበሎ
Life may be difficult, but keep going
ኣነንድየ ዝፈልጦ ውሽጣ ዝሻቐሎ
Stay focused and determined in your pursuits
ኣብ ትሕቲኡ ኮይና ሓዳራ እንተ መርሐት
In every struggle, there is a lesson to be learned
ትዝክረኒ'ያ እና ፈርሐት
Be kind and forgiving
ንውሽጢ እና ነብዐት
In honesty and truth
ስጋ እምበሪ ኣይጠልምን'ዩ ልቢ
Love is not something to be taken lightly
ልቢ ስጋ ኣይኮነን ሻቡ ተረካቢ
Don't let fake love fool you, find true love
እወ ልቢ ስጋ ኣይኮነን ምቾት ዝጥብሮ
Don't settle for fake love, strive for real connection
ሓቚፍካ ዝርሮሞ ኣብ ድላይካ ተሕድሮ
In the eyes of the beloved, find solace
ኣይትፍረዱ ዓይናን ስናን ቅርጻን ድምጻን ሒዙ ስጋኣዩ ኸይዱ
Always spread love and kindness to those around you
ልባ ግን ልባ ልባ ልባ ልባ
Life may be tough, but keep pushing forward
ልባ ዳኣ ልባ ሽዑ ምስ ጸበባ
Life has ups and downs, embrace the challenges
ካብ ውሽጣ ጊዕዙ ቃልኪዳኑ ሒዙ
Through the storms, hold onto hope
ኣብ ልበይ ሞይቱ'ሎ ፍቕሪ ተገኒዙ
In the arms of love, find true happiness
በጃኹም ኣይትበልዋ
No matter what happens
ጠላም ኣይትበልዋ
Stay strong
Writer(s): Kiros Asfaha
Contributed by Callie A. Suggest a correction in the comments below.
@Kiros.meksebalem
ኣይትበልዋ
ጠላም ኣይትበልዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን
ሙኻንዩ ኣብዩዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ
ጠላም ኣይትበልዋ
ዕልል ተባሂሉ እንተ ኣሰረት ጋማ
ካልእ ተመርዕያ እምበር ማዓሰይ ጠሊማ
ኣይተሰክፍዋ ይኣኽላ ሕማማ
ኣብ ነብሲ ወከፍኩም ትኹን ከም ቀደማ
እንተ ትጠልም ዳኣ ውሽጣኳ ኣይምረበሻ
ንዓኣ ምሓሻ
በየናይ ኣእጋር ኣሰጋጋር
በየናይ ልቢ ክልተ ምፍቃር
ልባ'ቲ ልቢ እቲ እሙን ልባ
ጠሊሙ ኣይኮነን ጉድያ ረኺባ
ነገር ጋል ኮይኑ ጽብብ'ዩ ኢልዋ
ስለዚ ጠላም ኣይትበልዋ
ነገር ጋል ነገር ጋል ኮይኑ ጽብብ'ዩ ኢልዋ
ሰልዚ ጠላም ኣይትበልዋ
ኣይትበልዋ
ጠላም ኣይትበልዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን
ሙኻንዩ ኣብዩዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ
ጠላም ኣይትበልዋ
ዘክሩ ትማሊ ፍቕሪ ምስሳዓራ
ንብዓታ ናውሓዘት እንታይ ትብል ኔራ
ልባ ምስ ኣዘዛ'ኳያ ብኣፋ ነጊራ
ከመይ ዳኣ ሎሚ ጠላም ተባሂላ
ክትፈልጡ ልባሲ ሽመይ ምስተጻሕፎ
የለን ዝሓለፎ
ቅናት ኣደይ ማርያም ክትድምስሶ ዶ ይካኣል
ከመይ ተጌሩሞ በየናይ መሰላል
ፍቕረይ ድማ ኸምኡ ኣብ ርሑቕዩ ዘሎ
ኣብ ዝባና ኣይኮነን ማይ ከምዝብልሎ
ላዕላዩ ርኢኻ ኣይትፍረድ ፈራዳይ
ጠሊማ ኣይኮነትን ካሊእዩ ቲ ጉዳይ
ነገር ጋል ኮይኑ ሸተት'ዩ ኢልዋ
ስለዚ ጠላም ኣይትበልዋ
ነገር ጋል ነገር ጋል ኮይኑ
ሸተት'ዩ ኢልዋ ሰለዚ ጠላም ኣይትበልዋ
ልሳና ንወዮ ጋና ኣሚነይ እንተበሎ
ኣነንድየ ዝፈልጦ ውሽጣ ዝሻቐሎ
ኣብ ትሕቲኡ ኮይና ሓዳራ እንተ መርሐት
ትዝክረኒ'ያ እና ፈርሐት
ንውሽጢ እና ነብዐት
ስጋ እምበሪ ኣይጠልምን'ዩ ልቢ
ልቢ ስጋ ኣይኮነን ሻቡ ተረካቢ
እወ ልቢ ስጋ ኣይኮነን ምቾት ዝጥብሮ
ሓቚፍካ ዝርሮሞ ኣብ ድላይካ ተሕድሮ
ኣይትፍረዱ ዓይናን ስናን ቅርጻን ድምጻን ሒዙ ስጋኣዩ ኸይዱ
ልባ ግን ልባ ልባ ልባ ልባ
ልባ ዳኣ ልባ ሽዑ ምስ ጸበባ
ካብ ውሽጣ ጊዕዙ ቃልኪዳኑ ሒዙ
ኣብ ልበይ ሞይቱ'ሎ ፍቕሪ ተገኒዙ
በጃኹም ኣይትበልዋ
ጠላም ኣይትበልዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ
ጠላም ኣይትበልዋ
@mussietn1966
ሥጋ'ምበሪ ፡
ኣይጠልምን'ዩ ልቢ
ልቢ ሥጋ'ይኮነን ፡
ሻቡ ተረካቢ
እወ ፡ ልቢ ሥጋ'ይኮነን
ምቾት ዝጥብሮ
ልሣን ዘዳናግሮ ፡
ሓቚፍካ ዝርሮ'ሞ
ኣብ ድላይካ ተሕድሮ
💚🖤
@abrehethans7389
ዋላ ምስ ፍቅርካ ኩነታት ብዘይምጥዓሙ ምፍልላይ ኣሎ ሓቂ ኪሮሳዊ❤
@michaelyemane169
Nice lyrics
Nice melody
Nice voice
Feels deep in our ♥
@ove6164
ኪሮሰይ👑👑👑
.....ኣይትበልዋ ጠላም ኣይትበልዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን ሙካን 'ዩ ኣብይዋ
ጠላም ኣይትበልዋ.....2023 ዝሰምዓ🎧💙
@mussietn1966
ዋይ ግጥሚ ፖውው 💚🖤
@Kiros.meksebalem
ኣይትበልዋ
ጠላም ኣይትበልዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን
ሙኻንዩ ኣብዩዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ
ጠላም ኣይትበልዋ
ዕልል ተባሂሉ እንተ ኣሰረት ጋማ
ካልእ ተመርዕያ እምበር ማዓሰይ ጠሊማ
ኣይተሰክፍዋ ይኣኽላ ሕማማ
ኣብ ነብሲ ወከፍኩም ትኹን ከም ቀደማ
እንተ ትጠልም ዳኣ ውሽጣኳ ኣይምረበሻ
ንዓኣ ምሓሻ
በየናይ ኣእጋር ኣሰጋጋር
በየናይ ልቢ ክልተ ምፍቃር
ልባ'ቲ ልቢ እቲ እሙን ልባ
ጠሊሙ ኣይኮነን ጉድያ ረኺባ
ነገር ጋል ኮይኑ ጽብብ'ዩ ኢልዋ
ስለዚ ጠላም ኣይትበልዋ
ነገር ጋል ነገር ጋል ኮይኑ ጽብብ'ዩ ኢልዋ
ሰልዚ ጠላም ኣይትበልዋ
ኣይትበልዋ
ጠላም ኣይትበልዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን
ሙኻንዩ ኣብዩዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ
ጠላም ኣይትበልዋ
ዘክሩ ትማሊ ፍቕሪ ምስሳዓራ
ንብዓታ ናውሓዘት እንታይ ትብል ኔራ
ልባ ምስ ኣዘዛ'ኳያ ብኣፋ ነጊራ
ከመይ ዳኣ ሎሚ ጠላም ተባሂላ
ክትፈልጡ ልባሲ ሽመይ ምስተጻሕፎ
የለን ዝሓለፎ
ቅናት ኣደይ ማርያም ክትድምስሶ ዶ ይካኣል
ከመይ ተጌሩሞ በየናይ መሰላል
ፍቕረይ ድማ ኸምኡ ኣብ ርሑቕዩ ዘሎ
ኣብ ዝባና ኣይኮነን ማይ ከምዝብልሎ
ላዕላዩ ርኢኻ ኣይትፍረድ ፈራዳይ
ጠሊማ ኣይኮነትን ካሊእዩ ቲ ጉዳይ
ነገር ጋል ኮይኑ ሸተት'ዩ ኢልዋ
ስለዚ ጠላም ኣይትበልዋ
ነገር ጋል ነገር ጋል ኮይኑ
ሸተት'ዩ ኢልዋ ሰለዚ ጠላም ኣይትበልዋ
ልሳና ንወዮ ጋና ኣሚነይ እንተበሎ
ኣነንድየ ዝፈልጦ ውሽጣ ዝሻቐሎ
ኣብ ትሕቲኡ ኮይና ሓዳራ እንተ መርሐት
ትዝክረኒ'ያ እና ፈርሐት
ንውሽጢ እና ነብዐት
ስጋ እምበሪ ኣይጠልምን'ዩ ልቢ
ልቢ ስጋ ኣይኮነን ሻቡ ተረካቢ
እወ ልቢ ስጋ ኣይኮነን ምቾት ዝጥብሮ
ሓቚፍካ ዝርሮሞ ኣብ ድላይካ ተሕድሮ
ኣይትፍረዱ ዓይናን ስናን ቅርጻን ድምጻን ሒዙ ስጋኣዩ ኸይዱ
ልባ ግን ልባ ልባ ልባ ልባ
ልባ ዳኣ ልባ ሽዑ ምስ ጸበባ
ካብ ውሽጣ ጊዕዙ ቃልኪዳኑ ሒዙ
ኣብ ልበይ ሞይቱ'ሎ ፍቕሪ ተገኒዙ
በጃኹም ኣይትበልዋ
ጠላም ኣይትበልዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ
ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ
ጠላም ኣይትበልዋ
@wizmdb4102
Live legend ❤🔥✌🏾
@amangoitom1233
The best artist of eritrea 🇪🇷 ❤ 💜 ♥ 💖 💙 🇪🇷
@merhawichayna4305
ኣነ ዝገርመኒ ኪሮስ ግጥምታቱ ካበይ ኢዩ ዚኢልሾ ይገርመኒ ኢዩ
@gebshatesfay5408
ኪሮሳዊ ፍቅራዊ🎶😘
@selamsalam1590
ክሳብ 2022 ይሰማዓ ይህሉ ዶ ከሜዚ ከማይ