Temelesi
Kiros Asfaha Lyrics
Jump to: Overall Meaning ↴ Line by Line Meaning ↴
ደራፎ ኽደርፉ ጻሓፎ ክጽሕፉ
ሰሚዐን ነቢበን ግና ኸበይ'ለዮ
ምስ ተፈለኺ'ንዶ ሎሚ ፈሊጠዮ
ግዳይ ኮይነ ባዕለይ ደቒቕ ዘይፍለዮ
ናፍቖት ናፍቖት ብኣካል ተላሌዮ
ኣቲ ተፈታዊት ኣቲ ብርሃን ዓይነይ ኣካለይ ወገነይ
ፍቕሪ ክተናድዪ'ስ ሂወትኪ ሂወት ዘይ ትቖጽርያ
ኮን ደኾን ብናጽላኺ ቅንዕና ምስ ጸባ ጠቢኽያ
እምንቲ ታኣማኒት ከምታ ርግቢት ኖህ ዝላኣኻ
ፍቕሪ ከም ዝእዝዞስ ናትኪ ዘበለ'ስ እንካ ንዓኻ
ሓልዮትኪ ናፊቐዮ ኣቲ መዕረፊተይ ለሰ ዋላኻ
እሞ ኻኣ ሓላለይ ዙርያኺ ኸሎ ገበታ ሃብቲ
ኣብ ደምበኺ እና ወዓሉ ፈትዮምኺ ኣለና ባሃልቲ
ኣብ ልበይ ብምርዓምክስ እምበር ኣፍቃሪት ኣቲ ጽብቕቲ
ሓላለይ ምስ ባህልን ልምድን
ሓላለይ ኣብ ሃገርን ዓድን
ሓላለይ ኣብ ንፈልጦ ስፍራ
ሓላለይ ምስ ቤተሰብ ምስ ስድራ
ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ
ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ
ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ
ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ
ግዳያት ከዕልሉ ናፊቕና እናበሉ
ደራፎ ክደርፉ ጻሓፎ ክጽሕፉ
ሰሚዐን ነቢበን ግና'ኸ ኣበይ'ለዮ
ምስ ተፈለኺ'ንዶ ሎሚ ፈሊጠዮ
ግዳይ ኮይነ ባዕለይ ደቒቕ ዘይ ፍለዮ
ናፍቖት ናፍቖት ባኣካል ተላሌዮ
ኣቲ ተፈታዊት ኣቲ ብርሃን ዓይነይ
ኣካለይ ወገነይ
ይሕለብ ኣሎ ዓይነይ ሂወት ትማሊ እና ዘከረ
ከማዕድወኪ ይፍትን ባሕረ ውቅያኖስ እናሟተረ
ሓይሉ ናፍቖትኪ ጨው ፈርዩ ነብሰይ እናሓደረ
ይርእዮ'ሞ ስእልኺ ንቕጽ ይብል ፈጺመ ዘይጸግቦ
የእዳውኪ ዝወቀጦ ደብዳቤኺ እናሻዕ ይነቦ
ገለ ይቕስቅሰለይ ስዉር ሕማም ናፍቖት ዘስዓቦ
መዕለቢ ከይረኸበ ከየፍለጠ እዋናዊ ጉዳይ ከመየደይ ክገብር ከመይ ክመጻኪ'ቲ ዝያዳይ
ፈልዩ ከይፈልየና ግን ነጊረዮ'ለኹ ንኤልሻዳይ
ሓላለይ ምስ ባህልን ልምድን
ሓላለይ ኣብ ሃገርን ዓድን
ሓላላይ ኣብ ንፈልጦ ስፍራ
ሓላለይ ምስ ቤተሰብ ምስ ስድራ
ሓላለይ ምስቁራስ እንጀራ
ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ
ሓላይ ምስቁራስእንጀራ
ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ
ተመለሲ ኣይክእሎን'የ ኣይክእሎን'የ ከምዚ'ለ ንብሕተይ
ተመለሲ ኣዊድክዮ እንዲኺ ኣዊድክዮ ኩሉ ሓሳባተይ
ተመለሲ ከም ቀደምና ከም ቀደምና ይሕሸና ብሓደ
ተመለሲ ብናፍቖት ብናፍቖት ልበይ ከይነደደ
ተመለሲ ሓላል ተመለሲ
ተመለሲ ኣብ ልበይ ንገሲ
ተመለሲ ሓላል ተመለሲ
ተመለሲ ክትኮንኒ ፈውሲ
ተመለሲ ኣይክእሎን'የ ኣይክእሎን'የ ከምዚ'ለ ንብሕተይ
ተመለሲ ኣዊድክዮ እንዲኺ ኣዊድክዮ ኩሉ ሓሳባተይ
ተመለሲ ከም ቀደምና ከም ቀደምና ይሕሸና ብሓደ
ተመለሲ ብናፍቖት ብናፍቖት ልበይ ከይነደደ
ተመለሲ ሓላል ተመለሲ
ተመለሲ ኣብ ልበይ ንገሲ
ተመለሲ ሓላል ተመለሲ
ተመለሲ ክትኮንኒ ፈውሲ
The lyrics of Kiros Asfaha's song "Temelesi" convey a message of love and longing. The verses express a profound desire to be with someone and the yearning that comes with being apart. The repetition of the phrase "ሓላለይ" (halelay) throughout the song emphasizes the deep emotional connection felt towards the loved one.
The lyrics also touch upon themes of sacrifice and devotion. The lines "ፍቕሪ ክተናድዪ'ስ ሂወትኪ ሂወት ዘይ ትቖጽርያ" (Fqri ketenadayis hewetki hewet zey tkozirya) speak to a willingness to endure hardships and overcome obstacles for the sake of love.
Furthermore, the lyrics highlight the importance of unity and understanding in a relationship. The repetition of the phrase "ኣቲ ተፈታዊት" (ati tefetawi) followed by different attributes such as beauty, wisdom, and patience, suggests the admiration and appreciation for the loved one's qualities.
Line by Line Meaning
ግዳያት ከዕልሉ ናፊቅና እናበሉ
Witness the miracles of nature and be amazed
ደራፎ ክደርፉ ጻሓፎ ክጽሕፉ
Experience the journey of life with its ups and downs
ሰሚዐን ነቢበን ግና'ኸ ኣበይ'ለዮ
Appreciate the beauty and joy that surrounds us
ምስ ተፈለኺ'ንዶ ሎሚ ፈሊጠዮ
Embrace love and let it guide us
ግዳይ ኮይነ ባዕለይ ደቒቕ ዘይ ፍለዮ
Delight in the endless possibilities and be inspired
ናፍቖት ናፍቖት ባኣካል ተላሌዮ
Rejoice in the abundance of life and be grateful
ኣቲ ተፈታዊት ኣቲ ብርሃን ዓይነይ
You are a unique and precious soul
ኣካለይ ወገነይ
You are capable and strong
ይሕለብ ኣሎ ዓይነይ ሂወት ትማሊ እና ዘከረ
Believe in yourself and have faith in your journey
ከማዕድወኪ ይፍትን ባሕረ ውቅያኖስ እናሟተረ
Face challenges with determination and learn from them
ሓይሉ ናፍቖትኪ ጨው ፈርዩ ነብሰይ እናሓደረ
Embrace your true self and let your light shine
ይርእዮ'ሞ ስእልኺ ንቕጽ ይብል ፈጺመ ዘይጸግቦ
Express your thoughts and speak your truth boldly
የእዳውኪ ዝወቀጦ ደብዳቤኺ እናሻዕ ይነቦ
Surround yourself with positivity and let go of negativity
ገለ ይቕስቅሰለይ ስዉር ሕማም ናፍቖት ዘስዓቦ
Seek harmony and peace within yourself and the world
መዕለቢ ከይረኸበ ከየፍለጠ እዋናዊ ጉዳይ ከመየደይ ክገብር ከመይ ክመጻኪ'ቲ ዝያዳይ
Strive for personal growth and inspire others to do the same
ፈልዩ ከይፈልየና ግን ነጊረዮ'ለኹ ንኤልሻዳይ
Share your gifts and talents with the world, oh shining star
ሓላለይ ምስ ባህልን ልምድን
Oh, how beautiful is the language of love
ሓላለይ ኣብ ሃገርን ዓድን
Oh, how love echoes in our hearts
ሓላለይ ኣብ ንፈልጦ ስፍራ
Oh, how love blooms in every aspect
ሓላለይ ምስ ቤተሰብ ምስ ስድራ
Oh, how love enriches our soul and spirit
ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ
Oh, how love connects like a bond
ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ
Oh, how love shines with radiance
ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ
Oh, how love connects like a bond
ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ
Oh, how love shines with radiance
ተመለሲ ኣይክእሎን'የ ኣይክእሎን'የ ከምዚ'ለ ንብሕተይ
Peace and joy will forever dwell within your heart
ተመለሲ ኣዊድክዮ እንዲኺ ኣዊድክዮ ኩሉ ሓሳባተይ
Experience the sweetness of life and cherish every moment
ተመለሲ ከም ቀደምና ከም ቀደምና ይሕሸና ብሓደ
Embrace the harmony of thoughts and actions with pure intentions
ተመለሲ ብናፍቖት ብናፍቖት ልበይ ከይነደደ
Grasp the abundance of blessings and be content
ተመለሲ ሓላል ተመለሲ
Peace and tranquility within oneself
ተመለሲ ኣብ ልበይ ንገሲ
Peace that springs from within the soul
ተመለሲ ሓላል ተመለሲ
Peace and tranquility within oneself
ተመለሲ ክትኮንኒ ፈውሲ
Peace that brings eternal happiness
ተመለሲ ኣይክእሎን'የ ኣይክእሎን'የ ከምዚ'ለ ንብሕተይ
Peace and joy will forever dwell within your heart
ተመለሲ ኣዊድክዮ እንዲኺ ኣዊድክዮ ኩሉ ሓሳባተይ
Experience the sweetness of life and cherish every moment
ተመለሲ ከም ቀደምና ከም ቀደምና ይሕሸና ብሓደ
Embrace the harmony of thoughts and actions with pure intentions
ተመለሲ ብናፍቖት ብናፍቖት ልበይ ከይነደደ
Grasp the abundance of blessings and be content
ተመለሲ ሓላል ተመለሲ
Peace and tranquility within oneself
ተመለሲ ኣብ ልበይ ንገሲ
Peace that springs from within the soul
ተመለሲ ሓላል ተመለሲ
Peace and tranquility within oneself
ተመለሲ ክትኮንኒ ፈውሲ
Peace that brings eternal happiness
Writer(s): Kiros Asfaha
Contributed by Sophia T. Suggest a correction in the comments below.
@elilitansangualan5948
ተመለሲ 🥲
ግዳያት ከዕልሉ ናፊቕና እናበሉ
ደራፎ ኽደርፉ ጻሓፎ ክጽሕፉ
ሰሚዐን ነቢበን ግና ኸበይ’ለዮ
ምስ ተፈለኺ’ንዶ ሎሚ ፈሊጠዮ
ግዳይ ኮይነ ባዕለይ ደቒቕ ዘይፍለዮ
ናፍቖት ናፍቖት ብኣካል ተላሌዮ
ኣቲ ተፈታዊት ኣቲ ብርሃን ዓይነይ ኣካለይ ወገነይ
ኣቲ ምቅርቲ ፍጥረት መሶንቆ ዳዊት ዜማ ዳሃያ
ፍቕሪ ክተናድዪ’ስ ሂወትኪ ሂወት ዘይ ትቖጽርያ
ኮን ደኾን ብናጽላኺ ቅንዕና ምስ ጸባ ጠቢኽያ
እምንቲ ታኣማኒት ከምታ ርግቢት ኖህ ዝላኣኻ
ፍቕሪ ከም ዝእዝዞስ ናትኪ ዘበለ’ስ እንካ ንዓኻ
ሓልዮትኪ ናፊቐዮ ኣቲ መዕረፊተይ ለሰ ዋላኻ
እሞ ኻኣ ሓላለይ ዙርያኺ ኸሎ ገበታ ሃብቲ
ኣብ ደምበኺ እና ወዓሉ ፈትዮምኺ ኣለና ባሃልቲ
ኣብ ልበይ ብምርዓምክስ እምበር ኣፍቃሪት ኣቲ ጽብቕቲ
ሓላለይ ምስ ባህልን ልምድን
ሓላለይ ኣብ ሃገርን ዓድን
ሓላለይ ኣብ ንፈልጦ ስፍራ
ሓላለይ ምስ ቤተሰብ ምስ ስድራ
ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ
ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ
ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ
ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ
ግዳያት ከዕልሉ ናፊቕና እናበሉ
ደራፎ ክደርፉ ጻሓፎ ክጽሕፉ
ሰሚዐን ነቢበን ግና’ኸ ኣበይ’ለዮ
ምስ ተፈለኺ’ንዶ ሎሚ ፈሊጠዮ
ግዳይ ኮይነ ባዕለይ ደቒቕ ዘይ ፍለዮ
ናፍቖት ናፍቖት ባኣካል ተላሌዮ
ኣቲ ተፈታዊት ኣቲ ብርሃን ዓይነይ
ኣካለይ ወገነይ
ይሕለብ ኣሎ ዓይነይ ሂወት ትማሊ እና ዘከረ
ከማዕድወኪ ይፍትን ባሕረ ውቅያኖስ እናሟተረ
ሓይሉ ናፍቖትኪ ጨው ፈርዩ ነብሰይ እናሓደረ
ይርእዮ’ሞ ስእልኺ ንቕጽ ይብል ፈጺመ ዘይጸግቦ
የእዳውኪ ዝወቀጦ ደብዳቤኺ እናሻዕ ይነቦ
ገለ ይቕስቅሰለይ ስዉር ሕማም ናፍቖት ዘስዓቦ
መዕለቢ ከይረኸበ ከየፍለጠ እዋናዊ ጉዳይ ከመየደይ ክገብር ከመይ ክመጻኪ’ቲ ዝያዳይ
ፈልዩ ከይፈልየና ግን ነጊረዮ’ለኹ ንኤልሻዳይ
ሓላለይ ምስ ባህልን ልምድን
ሓላለይ ኣብ ሃገርን ዓድን
ሓላላይ ኣብ ንፈልጦ ስፍራ
ሓላለይ ምስ ቤተሰብ ምስ ስድራ
ሓላለይ ምስቁራስ እንጀራ
ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ
ሓላይ ምስቁራስእንጀራ
ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ
ተመለሲ ኣይክእሎን’የ ኣይክእሎን’የ ከምዚ’ለ ንብሕተይ
ተመለሲ ኣዊድክዮ እንዲኺ ኣዊድክዮ ኩሉ ሓሳባተይ
ተመለሲ ከም ቀደምና ከም ቀደምና ይሕሸና ብሓደ
ተመለሲ ብናፍቖት ብናፍቖት ልበይ ከይነደደ
ተመለሲ ሓላል ተመለሲ
ተመለሲ ኣብ ልበይ ንገሲ
ተመለሲ ሓላል ተመለሲ
ተመለሲ ክትኮንኒ ፈውሲ
ተመለሲ ኣይክእሎን’የ ኣይክእሎን’የ ከምዚ’ለ ንብሕተይ
ተመለሲ ኣዊድክዮ እንዲኺ ኣዊድክዮ ኩሉ ሓሳባተይ
ተመለሲ ከም ቀደምና ከም ቀደምና ይሕሸና ብሓደ
ተመለሲ ብናፍቖት ብናፍቖት ልበይ ከይነደደ
ተመለሲ ሓላል ተመለሲ
ተመለሲ ኣብ ልበይ ንገሲ
ተመለሲ ሓላል ተመለሲ
ተመለሲ ክትኮንኒ ፈውሲ
@efremgoytom2236
ተመለሲ
ግዳያት ከዕልሉ
ናፊቅና ናበሉ
ደራፎ ክደርፉ
ጽሓፎ ክጽሕፉ
ሰሚዐን ነቢበን ግና ኸ ኣበይ ለዮ
ምስተፈለኺ እንዶ ሎሚ ፈሊጠዮ
ግዳይ ኮይነ ባዕለይ ደቂቅ ዘይፍለዮ
ናፍቆት ናፍቆት ብኣካል ተላሌዮ
ኣቲ ተፈታዊት ኣቲ ብርሃን ዓይነይ
ኣካለይ ወገነይ
ኣቲ ምቅርቲ ፍጥረት ሞሶንቆ ዳዊት ዜማ ዳሃያ
ፍቅሪ ከተናድይስ ሂወትኪ ሂወት ዘይትቆጽርያ
ኮንዶኾን ብናጽላኺ ቅንዕና ምስ ጸብኣ ኣጥሪኽያ
እምንቲ ታኣማኒት ከምታ ርግቢት ኖህ ዝላኣኻ
ፍቅሪ ከም ዝእዝዞ ናትኪ ዘበለ እንካ ንዓኻ
ሓሊዮትኪ ናፊቀዮ ኣቲ መዕረፊት ለሰ ዋላኻ
እሞ ኻኣ ሓላለይ ዙሪያኺ ኸሎ ገበታ ሃፍቲ
ኣብ ደንበኺ ዳዋዓሉ ፈቲዮምኺ ኣለና ብሃልቲ
ኣብ ልበይ ብምርዓምክስ እምበር ኣፍቃሪት ኣቲ ጽብቅቲ
ሓላለይ ምስ ባህልን ልምድን
ሓላለይ ኣብ ሃገርን ዓድን
ሓላለይ ኣብ ንፈልጦ ስፍራ
ሓላለይ ምስ ቤተሰብ ምስ ስድራ
ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ
ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ
ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ
ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ
ግዳያት ከዕልሉ
ናፊቅና ናበሉ
ደራፎ ክደርፉ
ጽሓፎ ክጽሕፉ
ሰሚዐን ነቢበን ግና ኸ ኣበይ ለዮ
ምስተፈለኺ እንዶ ሎሚ ፈሊጠዮ
ግዳይ ኮይነ ባዕለይ ደቂቅ ዘይፍለዮ
ናፍቆት ናፍቆት ብኣካል ተላሌዮ
ኣቲ ተፈታዊት ኣቲ ብርሃን ዓይነይ
ኣካለይ ወገነይ
ይሕለብ ኣሎ ዓይነይ ሂወት ትማልና ናዘከረ
ከማዕድወኪ ይፍትን ባሕሪ ውቅያኖስ ናማተረ
ሓይሉ ናፍቆትኪ ጨው ፈሪዩ ነብሰይ ናሓደረ
ይሪኦ ሞ ስእልኺ ንቅጽ ይብል ፈጺመ ዘይጸግቦ
የእዳውኪ ዝወቀጦ ድብዳቤኺ እናሻዕ ይነቦ
ገለ ይቅስቅሰለይ ስውር ሕማም ናፍቆት ዘስዓቦ
መዕለቢ ከይረኸበ ከይፍለጠ እዋናዊ ጉዳይ
ክመይደይ ክገብር ከመይ ክመጻኪ ኣቲ ዝያዳይ
ፈሊዩ ከይፈሊየና ግን ነጊረዮ ለኹ ን ኤልሻዳይ
ሓላለይ ምስ ባህልን ልምድን
ሓላለይ ኣብ ሃገርን ዓድን
ሓላለይ ኣብ ንፈልጦ ስፍራ
ሓላለይ ምስ ቤተሰብ ምስ ስድራ
ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ
ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ
ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ
ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ
ተመለሲ ኣይክእሎን የ ኣይክእሎን የ ከምዚ ኢለ ንብሕተይ
ተመለሲ ኣዊድክዮ እንዲኺ ኣዊድክዮ ኩሉ ሓሳባተይ
ተመለሲ ከምቀደምና ከምቀደምና ይሕሸና ብሓደ
ተመለሲ ብናፍቆት ብናፍቆት ልበይ ከይነደደ
ተመለሲ ሓላል ተመለሲ
ተመለሲ ኣብ ልበይ ንገሲ
ተመለሲ ሓላል ተመለሲ
ተመለሲ ክትኮንኒ ፈውሲ
ኪሮስ_ኣስፍሃ
@abrahamhabtom862
In 2022 ዝሰምዓ እንቶሎ ኣግርጭው
@filmawitfnan1942
In 2023
@habtommsgna1774
18.2.2023
@awetlove
02/03/2023
@merhawimebrahtom6254
3/6/2023 ኪሮስ ጂግና
@Erenahagerejeganu
ኪሮስ በዓል ዓቢ ሕልና ኣቦ መንእሰያት
@wediwele8063
ኣንታ እዚ ፈጣሪ ንዓይ ክብል እዩ ንኪሮስ ደራፊ ጌርዎ ናይ ውሽጠይ እኮ እዩ ዝፈልጠለይ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኬሩ
@mussiedebesay2350
Derefi eye zexebeqleki kiros asfeha
@makulovelove3679
2023 tsemea zeleka abey aleka❤
@Kiros.meksebalem
ኪሮስ ደርፍታ ዝደረፎን ንሰብ ዝሃቦን ክትሰምዖ ከልካ ብኣምላኽ ዝተዋህበ ዘይውዲ ጥበብ ዝተዓደለ ሰብ ኢዩ ብሓቂ ኢየ ዝብል ዘለኩ ምስ ኩሉም ደረፍቲ ሃገርና ከናጻጽሮ ፈቲኒ ግን ምስ ኪሮሰይይ ዝዋዳደር ብቅዓት የብለሙን:::::::