Tsebanky
Kiros Asfaha Lyrics


We have lyrics for these tracks by Kiros Asfaha:


Abey Nerki ሓሲበ መርሚረ ኣውሪደ ኣደይበ ተመሊሰ’ለኹ ንዓኻ ኢደይ ሂበ ኣመና’የ ተታላሊት ድኽምቲ ኮይነ’ም…
Aleku ኔረ ኣሎኹ ክነብር'የ ድማ የእጋረይ'ኳ ከምቲ ዝድለ ተዘይ ሰጎማ ልብታት እከይ ንጥፋተይ እንተ…
Amuche ይዝከረኒነዊሕ እዋን ጌሩ ምስ ጎሮቤት ኩናት ተፈጢሩ ምስ ኣወጁ ክተቴ ክተቴ ቡሬ ኔረ…
Ane Shikor Ye ጽቡቕ ግበር ንመን ንማንም ዝብል ምስላ ሒዘየ ዝሳግም ነብሰ ፍትወት ጥቓይ ዘይቀርብ ንብጻየይ…
Asmara ሃልሃልታ ፍቕራ እና'ቃጸለኒ ከምዚ ዝናፍቕ ከይ'መሰለኒ ብ ኣጋ ኣርሒቐ ገነተይ ናፊቐ ኣደ ትው…
Beteseb ሰላም ንዓኽን ሰላም ንኹልኽን መፍቀርቲ ልበይ ነበር ቖናጁ ኪልኽን ኣብ ቀራባን ርሑቕን ዝበደልክ…
Eliza ኤሊዛ የዒንትኺ ምስለይ ከቛምታ ምናትኪ ሽምጠይ ክቕነታ ከናፍርኪ ስዒመ ክጠልል ዕላልኪ ሰኒቐ …
Emodma Sleky Meat were bizabay meat were Ujdnebeud Lawun susv susd dika A…
Meat Were ሂ... ሂሂ ሂሂሂ... ሂሂ ሂ... ሂሂ ኢሂሂ... ኢሂ መዓት ወረ ብዛዕባይ መዓት ወረ መዓት …
Mexebalem ክቡር ኣጋ ምሸት መሊሱ ኸቢሩ ኣብ ርእሲ 'ቲ ምብራህ ብርሃን ተደሚሩ የዕዋፍ…
Nabra ናብራ ናብራ ሞይተ ኣለኹ'ሞ ኣነ ናብራ ንዓኻ ሙዃን እንተ ስኢነ ኪኖ'ቲ እምባ…
Teamir ቃላት ኣይገልጾን'ዩ መልክዓ ኣካላ ብጥበብ'ያ ውጽያ ናዓይ የ ኣሂላ ኣብ እግራ ሮማዲ…
Telam Aytbelwa ኣይትበልዋ ጠላም ኣይትበልዋ ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ ጠሊማ ኣይኮነትን ሙኻንዩ ኣብዩዋ …
Temelesi ግዳያት ከዕልሉ ናፊቕና እናበሉ ደራፎ ኽደርፉ ጻሓፎ ክጽሕፉ ሰሚዐን ነቢበን ግና ኸበይ'ለዮ ምስ…
Tsegeney ጽጌናይ መዓልቦ ንህቢ ተፈታዊተይ ሰሓቢት ቀልቢ ከም ልበይ ኮይንኪ እንተትርከቢ ጽጌናይ መዓልቦ…




Zban Ahwat Belwa እና በልክዋ ሓንትን ድምቕትን እና በልክዋ ሓንትን ስምርትን ክልተ ኾይና ሁይ... ሂወትን …


The lyrics are frequently found in the comments by searching or by filtering for lyric videos
Genre not found
Artist not found
Album not found
Song not found
Most interesting comments from YouTube:

@Kiros.meksebalem

ታሪኽኪ መበገሲ ጌረ
ጽንዓትኪ መበገሲ ጌረ
መስዋእትኺ መበገሲ ጌረ
ጽባሕኪ ብልዋመይ ሪኤዮ ሓዲረ
ከም ጻሓይ ከም ጻሓይ ደሚቑ ነበረ

ፍረቲ ገድሊ ፍረ መስዋእቲ
ፍረቲ ግፍዒ ፍረ መግዛእቲ
ኮይንኪ ንሃብቲ
ሃጢሩ ቁጠባኺ ገቢሉ
ገጠራትኪ ኸተማ ኣኪሉ
ኣስመራ መሲሉ

ኣስመራሞ መሲላ ዘይንሳ
ተውጢሓ ፍሳሃ ለቢሳ
ደበና ኾይኑ ናሕሳ
ህንጻታታ ሰማይ ተገምጊሙ
ዮርሳሌም ክመስል ተሸሊሙ
ዕለም ኣገሪሙ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ

ዓወት ቃልስና ብደምና
ምስ ውጹዕ ሓፋሽ ህዝብና
ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ
ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ
ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ
ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ
ዓወት ቃስና ብደምና
ምስ ውጹዕ ሓፍሽ ህዝብና

እናበለ እናበለ
ትማሊ ብሂወት ምስ ጀመሮ
ኣብ ሎሚ ኣውዒሉ ምሰሕደሮ
ኣብ ጽባሕ ደሚቑ ተሞክሮ
ተቐይርኪ ፍጹም መቐይሮ
ዘዐግብ ኮይኑ መነባብሮ
ሚዒርኪ ማዓሮ
ድንግል መሬትኪ ኸፊቱ ዓይኑ
ሰናይ ትርኢት ሓምላይ ተኸዲኑ
ዝናኺ ገኒኑ
ጽላል ኣፍሪቃ ኾይኑ ቕጽልኪ
ሰጊድ ሰላም ኤርትራ ክብላኺ
ሪኤኪ እምበር ሪኤኪ

ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ማዕድየዮ

ታሪኽኪ መበገሲ ጌረ
ጽንዓትኪ መበገሲ ጌረ
መስዋእትኺ መበገሲ ጌረ
ጽባሕኪ ብልዋመይ ሪኤዮ ሓዲረ
ከም ጻሓይ ከምጻሓይ ደሚቑ ነበረ

ደርማስ ምዕባለኺ ተቐሉሱ
ጃሕጃሕ ኢሉ ሰላምኪ ፈሲሱ
ትምኒትኪ ነጊሱ
ናብራ ስደት ንታሪኽ ተሪፉ
ወዲ ሃገር ዓዱ ተመሊሱ
ጎጃኡ ኣጣይሱ
በፈልን ገበንን ተወጊኑ
መዛግብቲ ፖሊስ ተኸዲኑ
ሂወትኪ ቐሲኑ
ፍትሓዊተይ ፍትሕኺ ሰሲኑ
ኣብያተ ፍርዲ ስራሕ ስኢኑ
ምምበሪ ሰብ ኮይኑ

ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይትሉ ሊላይለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ

ዓወት ቃልስና ብደምና
ምስ ውጹዕ ሓፋሽ ህዝብና
ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ
ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ
ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ
ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ
ዓወት ቃልስና ብደምና
ምስ ኣጹዕ ሓፋሽ ህዝብና

እናበለ እናበለ
ትርጉም ጽባሕ አዕሚቑ ፈሊሉ
ርብዒ ዘመን ምስ ሞት ተፋጢጡ
ናጽነት ጨቢጡ
እነሆ ሎሚ ሱግሚ ዘሊሉ
ምሕደራ ዓወት ኣጠቓሊሉ
ናብ ጽባሕ ነቒሉ
ሂወትዩ ሂወት ድሕሪቲ ሸቶ
ሱሩ ሰፉሑ ደልዲሉ ባይቶ
ተመሊሱ ሕቶ
ሪኤዮ ህዝቢ ሰላም ክምገብ
ሪኤዮ ጽባሕ ናይ ሎሚ መኽሰብ
ተምንየ ክኸውን ናይ ሽዑ ሰብ

ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ

ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ

ኣቲ ኤረይ ኣቲ ወለሎ
ኣቲ ኤረይ ኣቲ ኹሑሎ
ትኾንዪስ ትራእዩኒሎ
ባዓል ጽባሕ ጥራይ ይኽኣሎ
ህንጻታትኪ ተመሰቂሉ
ምስ ደበና ኮይኑ ምውዓሉ
ተበጺሑ ትምኒት ስዮማይ
ጎሮቤቱ ኮንኪ ንሰማይ

ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኽ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ

ኣቲ ኤረይ ኣቲ ወለሎ
ኣቲ ኤረይ ኣቲ ኩሑሎ
ትኾንዮስ ትራእዩኒሎ
ባዓል ጽባሕ ጥራይ ይኽኣሎ
ህንጻታትኪ ተመሳቒሊ
ምስ ደበና ኮይኑ ምውዓሉ
ተበጺሑ ትምኒት ስዮማይ
ጎረቤቱ ኮንኪ ንሰማይ

ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ

ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ



@Elilta694

ናብራ ስደት ን ታሪኽ ተሪፋ
ወዲ ሃገር ዓዱ ተመሊሱ
ጎጁኡ ኣጣይሱ '
በደልን ገበንን ተወጊኑ
መዛግብ ፓሊስ ተከዲኑ
ሂወትኪ ቀሲኑ '
ፍትሓዊተይ ፍትሒ ሰሲኑ
' ኣብያተ ፍርዲ ስራሕ ሲኢኑ
መንበሪ ሰብ ኮይኑ
' ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎም ኮይነ ጽባሕኪ ሪአዮ '።
ፋርሰይ ኣምበሳ !



@efremgoytom2236

ጽባሕኪ

ዓጀብ ዓጀብ ዓጀብ ዓጀብ

ታሪኪ መበገሲ ገረ ጽንዓትኪ መበገሲ ገረ መስዋትኪ መበገሲ ገረ ጽባሕኪ ኣብ ልዋመይ ሪአዮሓዲረ ከም ጻሓይ ከም ጻሓይ ደሚቁ ነበረ


ፍረ ቲገድሊ ፍረቲ መስዋቲ ፍረ ቲመግዛቲ ፍረቲ ግፍዒ ኮይኑኪ ንሃብቲ ሃጢሩ ቆጦባኪ ገቢሉ ገጠራትኪ ከተማ መሲሉ


ኣስመራ ሞ መሲላ ዘይንሳ ተወጢሓ ፍስሃ ለቢሳ ደበና ኮይኑ ናሕሳ ህንጻታታ ሰማይ


ተገምጊሙ ዮርሳሊም ክመስል ተሰሊሙ ዓለም ኣገሪሙ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚ ኮይነ ጽባሕኪ ኣማዕድዮ ዓወት ቃልስና ብደምና ምስ ውጹዕ ሓፋሽህዝብና

ዝመጸ ይጻኣ ወራሪ ኣብ ታሪክ ሰዎራ
ሓራሪ አንዳ በለ ትማሊ ብሂወት ምስ ጀመሮ


ኣብ ሎሚ ኣውዒሉ ምስ አሕደሮ ኣብ ጽባሕ ደሚቁ ተመኩሮ ተቀይርኪ ፍጹም መቀይሮ ዝዕግብ ኮይኑ



መናባብሮ ሚዒሩኪ ማዓሮ ድግል ሚረትኪ ከፍቱ ዓይኑ ሰናይ ትሪኢት ሓምላይ ተከዲኑ ሰናይ ትሪኢት ኮይኑ ዝናኪ ገኒኑ ጽላል



ኣፍሪቃ ኮይኑ ብስልኪ ሲጊ ሰላም ኤርትራ ክብላኪ ሪአኪ በር ሪአኪ በር ሪአኪ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዩዮ
ኣብ ሎሚ ኪይነ ጻባሕኪ ኣማዕድዮ


ታሪኪ መበገሲ ገረ
ጽናዓትኪ መበገሲ ገረ መስዋትኪ መበገሲ ገረ
ጽባሕኪ ልዋመይ ሪአዩ ሓዱረ



ከም ጻሓይ ደሚቁ ዝነበረ ደርማስ ምዕባለኪ ብሰላም ተቀሊሱ ጃሕጃሕ ኢሉ ሰላምኪ ፈሲሱ ቲምኒትኪ ነጊሱ ናብራ ስድት



ንታሪክ ተሪፉ ወዲ ህኣገር ዓዱ ተመሊሱ ጎጂኡ ኣጣይሱ በደልን ገበነን ተወጊዶም መዛግብቲ ፖሉስ ተወጊኖ ሂወትኪ ቀሲኖ


ፍትሓዊተይ ፍትሕኩ ሰሲኑ ኣቤተ ፍድሪ ስራሕ ተሳኢኑ መበሪ ሰብ ኮይኑ
ዝመጸ ይምጻአ ወራሪ ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ



አንዳ በለ ንጽባሕ ይዕሙቁ ፈሊጡ ርብዒ ዘመን ምስ ሞት ተፋጢጡ ናጽነት ጨቢጡ አኖህ



ሎሚ ምሕደራ ዓወት ተቃሊሉ ናብ ጽባሕ ነቂሉ ሂወት ድሕሪ ሂወት ድሕሩ ሶዶ ሸገ ስርሕ ሰሪሑ ሰሪሑ ባይቶ ሪአይ ህዝቢ ሰላም ክምገብ



ሪአዩ ናይ ሎሚ መክሰብ ተመኑየ ክከወን ናት ሹዑ ሰብ ኣቲ ኤረይ ኣቲ ወለሎ ኣቲ ኤረይ ኣቲ ኩሑሎ ትኮንዪስ ተራአዩኒ



ኣሎ ባዓል ጽባሕ ተረአዩ ኣሎ
ህጻታትኪ ተማሳቂሉ ኣብ ብስ ደበና ኮይኑ ማዓሉ

ተበጺሑ ትምኒት ስዪማይ ጎሪቢትኪ ኪይኑኒ ሶማይ

ይዋኣካ ንጽባሕ ዘይራኣካ ይዋኣካ ንጽባሕ ዘይራኣካ

ኣቲ ኤረይ ኣቲ ወለሊ ኣቲ ኤረይ ኣቲ ኩሑሎ ትኮንዪስ ተራአዩኒ
ኣሎ ባዓል ጽባሕ ተራአዩ ኣሎ ህጻታትኩ ተማሳቂሉ ምስ
ደበና ኮይኑ ማዓሉ ተበጹሑ ትምኒት ስዮማይ
ጎሮቢቱ ኮንክኒ ሰማይ ይዋኣክ ንጽባሕ ዘይራኣካ
Kiros asfah meat were



All comments from YouTube:

@mussietn1966

ነዛ መዓልቲ ዚኣ የብቅዕና የብቅዕካ ፋርሰይ ❤🙏🔥
በደልን ገበንን ተወጊኑ
መዛግብቲ ፖሊስ ተኸዲኑ
ሂወትኪ ቀሲኑ
ፍትሓዊተይ ፍትሕኺ ሰሲኑ
ኣብያተ ፍርዲ ስራሕ ስኢኑ
መንበሪ ሰብ ኮይኑ

@segumsegumtvsegumtv7124

Top 👍

@levis5636

✌✌😁

@mokahchanel1210

ከመይ ዲካ ንኪሮስ ተፈትዋ ኣብ ኩ ደርፍታቱ ትጽሕፍ ሪኤካ ናቱ ስእሊ ጌርካለካ?

@asmaitgebrehiwet7308

Abey emo yeak gn kikewn eyu one day 😘😘

@mussietn1966

ትፈልጥ ኪሮሰይ ፡
ፍረ'ቲ ቃልስኻ
ፍረ'ቲ ብዝጠቕሙን ዘይጠቕሙን ትዝንጠሎን ደረጃኻ ከውርድዎ ዝውዕሉን
'ዛ ኣብ ሕደማኻ ዘላ ሃገርካ ክትርእይ ፡ ናይ ወትሩ ደረት ኣልቦ ትምኒተይ'ዩ ።
ክኸውን ድማ'ዩ እቲምንታይሲ ኪንዮ 2ተ 40 ገና ስለ ዘለኻ 💚🖤🙏🏾

@tigrignapost

ካይሮ እቲ ንልዕሊ 10ታት ዓመት ተጻብኦ፣ ሻዕብያን-ባሮታን ዘይወድቅ ስነ-ጥበባዊ። እንታይ ኢዪ እቲ ምስጢር ኢለ ይግረም ኔረስ፣ እቲ ምስጢር ግን ኪሮስ-ኣስፋሃ ሓቅን+ርትዕን=ትብዓትን ዘንጸባርቅ ስነ-ጥበበኛ ኮይኑ ጸኒሑ። ስለዚ-ሲ ናይ ሻዕብያ ቶሮሪስት ዉድብ! ጽሓይ ሓንሳዕን ንሓዋሩን ትዓርብ'ያ ዘላ'ሞ፣ ካይሮ ድማ መሊሱ ክኹላዕ ምኻኑ ጥርጥር ትባሃል የለን!።

@Kiros.meksebalem

ታሪኽኪ መበገሲ ጌረ
ጽንዓትኪ መበገሲ ጌረ
መስዋእትኺ መበገሲ ጌረ
ጽባሕኪ ብልዋመይ ሪኤዮ ሓዲረ
ከም ጻሓይ ከም ጻሓይ ደሚቑ ነበረ

ፍረቲ ገድሊ ፍረ መስዋእቲ
ፍረቲ ግፍዒ ፍረ መግዛእቲ
ኮይንኪ ንሃብቲ
ሃጢሩ ቁጠባኺ ገቢሉ
ገጠራትኪ ኸተማ ኣኪሉ
ኣስመራ መሲሉ

ኣስመራሞ መሲላ ዘይንሳ
ተውጢሓ ፍሳሃ ለቢሳ
ደበና ኾይኑ ናሕሳ
ህንጻታታ ሰማይ ተገምጊሙ
ዮርሳሌም ክመስል ተሸሊሙ
ዕለም ኣገሪሙ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ

ዓወት ቃልስና ብደምና
ምስ ውጹዕ ሓፋሽ ህዝብና
ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ
ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ
ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ
ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ
ዓወት ቃስና ብደምና
ምስ ውጹዕ ሓፍሽ ህዝብና

እናበለ እናበለ
ትማሊ ብሂወት ምስ ጀመሮ
ኣብ ሎሚ ኣውዒሉ ምሰሕደሮ
ኣብ ጽባሕ ደሚቑ ተሞክሮ
ተቐይርኪ ፍጹም መቐይሮ
ዘዐግብ ኮይኑ መነባብሮ
ሚዒርኪ ማዓሮ
ድንግል መሬትኪ ኸፊቱ ዓይኑ
ሰናይ ትርኢት ሓምላይ ተኸዲኑ
ዝናኺ ገኒኑ
ጽላል ኣፍሪቃ ኾይኑ ቕጽልኪ
ሰጊድ ሰላም ኤርትራ ክብላኺ
ሪኤኪ እምበር ሪኤኪ

ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ማዕድየዮ

ታሪኽኪ መበገሲ ጌረ
ጽንዓትኪ መበገሲ ጌረ
መስዋእትኺ መበገሲ ጌረ
ጽባሕኪ ብልዋመይ ሪኤዮ ሓዲረ
ከም ጻሓይ ከምጻሓይ ደሚቑ ነበረ

ደርማስ ምዕባለኺ ተቐሉሱ
ጃሕጃሕ ኢሉ ሰላምኪ ፈሲሱ
ትምኒትኪ ነጊሱ
ናብራ ስደት ንታሪኽ ተሪፉ
ወዲ ሃገር ዓዱ ተመሊሱ
ጎጃኡ ኣጣይሱ
በፈልን ገበንን ተወጊኑ
መዛግብቲ ፖሊስ ተኸዲኑ
ሂወትኪ ቐሲኑ
ፍትሓዊተይ ፍትሕኺ ሰሲኑ
ኣብያተ ፍርዲ ስራሕ ስኢኑ
ምምበሪ ሰብ ኮይኑ

ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይትሉ ሊላይለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ

ዓወት ቃልስና ብደምና
ምስ ውጹዕ ሓፋሽ ህዝብና
ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ
ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ
ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ
ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ
ዓወት ቃልስና ብደምና
ምስ ኣጹዕ ሓፋሽ ህዝብና

እናበለ እናበለ
ትርጉም ጽባሕ አዕሚቑ ፈሊሉ
ርብዒ ዘመን ምስ ሞት ተፋጢጡ
ናጽነት ጨቢጡ
እነሆ ሎሚ ሱግሚ ዘሊሉ
ምሕደራ ዓወት ኣጠቓሊሉ
ናብ ጽባሕ ነቒሉ
ሂወትዩ ሂወት ድሕሪቲ ሸቶ
ሱሩ ሰፉሑ ደልዲሉ ባይቶ
ተመሊሱ ሕቶ
ሪኤዮ ህዝቢ ሰላም ክምገብ
ሪኤዮ ጽባሕ ናይ ሎሚ መኽሰብ
ተምንየ ክኸውን ናይ ሽዑ ሰብ

ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ

ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ
ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎሚኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ

ኣቲ ኤረይ ኣቲ ወለሎ
ኣቲ ኤረይ ኣቲ ኹሑሎ
ትኾንዪስ ትራእዩኒሎ
ባዓል ጽባሕ ጥራይ ይኽኣሎ
ህንጻታትኪ ተመሰቂሉ
ምስ ደበና ኮይኑ ምውዓሉ
ተበጺሑ ትምኒት ስዮማይ
ጎሮቤቱ ኮንኪ ንሰማይ

ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኽ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ

ኣቲ ኤረይ ኣቲ ወለሎ
ኣቲ ኤረይ ኣቲ ኩሑሎ
ትኾንዮስ ትራእዩኒሎ
ባዓል ጽባሕ ጥራይ ይኽኣሎ
ህንጻታትኪ ተመሳቒሊ
ምስ ደበና ኮይኑ ምውዓሉ
ተበጺሑ ትምኒት ስዮማይ
ጎረቤቱ ኮንኪ ንሰማይ

ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ

ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ

@Erisiil

👍👍👍🎉🎉

@Elilta694

ናብራ ስደት ን ታሪኽ ተሪፋ
ወዲ ሃገር ዓዱ ተመሊሱ
ጎጁኡ ኣጣይሱ '
በደልን ገበንን ተወጊኑ
መዛግብ ፓሊስ ተከዲኑ
ሂወትኪ ቀሲኑ '
ፍትሓዊተይ ፍትሒ ሰሲኑ
' ኣብያተ ፍርዲ ስራሕ ሲኢኑ
መንበሪ ሰብ ኮይኑ
' ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ
ኣብ ሎም ኮይነ ጽባሕኪ ሪአዮ '።
ፋርሰይ ኣምበሳ !

More Comments